ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ንግዲ “ሜድ ኢን ጀርመን-ኣፍሪካ” ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውደ ምርኢት ንግዲ “ሜድ ኢን ጀርመን-ኣፍሪካ” ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ዓውደ ምርኢት ንግዲ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ ዝቕፅል 2 ክሳብ 4 መጋቢት ከምዝፀንሕ ካብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኣባላት ጉጅለ መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ምስ ኣባላት ጉጅለ መሓዙት ልምዓት ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ዝመርሑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ዳይሬክተር ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ኢዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓገዝ ፋይናንስ ብምግባር መፍረያይነት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ኣይተ መላኩ ኣለበል Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓገዝ ፋይናንስ ብምግባር መፍረያይነት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ትካላት ፋይናንስ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ብፋይናንስ ንኽሕግዙ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔቶ ንዩክሬን ጀታት ጦር ከይቐርባ ከልኪሉ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ (ኔቶ) ንዩክሬን ጀታት ጦር ከይቐርባ ውሳነ ምሕላፈን ተገሊፁ። ዋላ እኳ ኪየቭ ንምዕራባውያኑ ፈተውታ ደጋጊማ ዘበናዊ ጀታት ጦር ክልእኻላ ትጎስጉስ እምበር ሰማዒ እዝኒ ኣይረኸበትን ተባሂሉ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ኢዩ – ኣምባሳደር መለስ ኣለም Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዕዉትን ኢትዮጵያ ዓቕማ ዘርአየትሉን ከምዝነበረ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም። ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ 29 ሃገራትን 53…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሌሊሴ ነሜ ምስ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኣብ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሌሊሴ ነሜ ምስ ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንት ኣብ ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ሊዩ ዲያንክሰን ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ እቶም ትካላት ዘሎ ምትሕብባር ብምሕዝነት ኢንቨስትመንትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ጎንደር ዝሃነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዙር 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 2 ቢሊየን ብርን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ Gebremariam Weldegerima Feb 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ኣብ ካልኣይ ዙር ልዕሊ 157 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ስፓርት ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ። እቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ፥ ካብ ዓለም 2 ወርቂ፣ 7 ብሩርን 1 ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶብ ቱርኪን ሶሪያን ሓዱሽ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ኣጋጢሙ። ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ሃታይ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 4ን 5 ነጥቢ 8 ዝተዓቀነ ሓዱሽ ርዕደ መሬት ከምዘጋጠመ ተሓቢሩ። ብምኅንያት እቲ ርዕደ መሬት፥ ክሳብ ሕዚ ሓሙሽተ ሰባት…