Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 21 ለካቲት 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ትካላት እምነት ከምዝካየድ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዕላማ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሞንጎ ኣቢያተ እምነት ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር፣ ኣብ ሞንጎ ኣመንቲ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ኢንተርፕራይዝ ዝህቦ ራብዓይ ዙር ስልጠና ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም 4 ሺሕ ሰልጠንቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዕሊ ዝተጀመረ እቲ ስልጣና፥ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ 57 ከተማታት ዝርከባ…

ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ክሕግዝ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣፍሪካ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምግታእ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ዓለም ለኸ ማሕረሰብ ብገንዘብ ንኽሕግዝ ፀዊዖም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ንምልከቶም ዓለም ለኸ ተዋሳእቲ ኣካላት…

ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ ብሔራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንዘሳልጦም ተግባራት ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ምስ ሓላፊት ቢሮ ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኣፍሪካ ኣሁና ኢዚያኮንዋ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣፈፃፅሐ ሓፈሻዊ ስምምዕነት ሰላም ኣድሂቦም ተመያይጦም። ኣብ ስራሕቲ ከይዲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌን ኣብ መኽፈቲ እቲ ኤግዚቪሽን…

ራብዓይ ዙር ስልጠና ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ስልጠና ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ከምዝወሃብ ተገሊፁ። እቲ ባንኪ፥ ብምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣንቀሳቐስቲ ዝወሃብ ራብዓይ ዙር ስልጠና…

ልውውጥ ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ጀማል በከር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልውውጥ ንግዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ 2023 ናብ 200 ሚሊየን ዶላር ክብ ንምባል እናተሰርሐ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ምስ ደይሊ ታይምስ ፓኪስታን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር ይሰርሓ ኣለዋ – ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ብሓባር እናሰርሓ ምዃነን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሶማሊያ ኣብሽር ኦማር ሁሩሲ ገሊፆም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካእናተሳተፉ ዝርከቡ እቶም ሚኒስትር፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ…

ባንኪ ዓለም ኣብ 2023 ንኣፍሪካ ካብ 50 ቢሊየን ዶላር ዘይንእስ በጀት ከምዝምድብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ 2023 ንኣፍሪካ ካብ 50 ቢሊየን ዶላር ዘይንእስ በጀት ከምዝምድብ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኦስማኔ ዲያጋና ገሊፆም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኦስማኔ ዲያጋና…

ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኻዊ ምትሕበባራት ኣብ ምድንፋዕ ርኡይ ግደ እናተፃወተ ይርከብ – ቭላድሚር ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ በዓል ብዙሕ ወገን ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ሰብኣዊን ምትሕበባራት ኣብ ምድንፋዕ ርኡይ ግደ እናተፃወተ ከምዝርከብ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን መበል 36ን ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…