Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮ ብዕቱብ ምስራሕ ከምዝግባእ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፥ ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማዊት እመቤታት መደረ ኣስሚዐን፡፡ እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ መደረአን÷ ኣብ ጉዳይ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ፕሬዚዳንታዊ ሊቢያን ሚኒስትር ዲኤታ ሕቡራት ዓረብ ኢሚሬትን ተዛቲዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ኣብ ዘተኦም ኣብ ክልተኣዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዝደንት ቤት ምኸሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሸል እቲ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ዛዕባ ብምድሃብ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተኦም ኢትዮጰያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ…

ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾኑ ዢ ሺን ፒንግ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ቻይና ኣፍሪካ ንምጥንኻር ምስ መራሕቲ ኣፍሪካ ንምስራሕ ድሉው ከምዝኾኑ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ሺን ፒንግ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት መበል 36 ጉባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እንኳዕ ደስ በለኩም…

ናፃን ዝተሓፈረትን ሃገር ዝሃቡና ሰማእታት ክንሓስቦም ንኽእል ሓድነት ካብ ዘፍርሱ ኣተሓሳስባታት ብምርሓቕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያውያን ንኾርዐላ፣ ናፃን ዝተሓፈረትን ሃገር ዝሃቡና ሰማእታት ክንሓስቦም ንኽእል፤ ካብ ዝኸፋፍሉን ሓድነት ዘፍርሱን ኣተሓሳስባታት ብምርሓቕ ኢዩ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ፥ መበል 86…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌን ሓዱሽ ዝተሃነፀ ኤምባሲ ጅቡቲ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ኤምባሲ ጅቡቲ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ሓዊሱ ኣምባሳደራትን…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቻርለስ ሚሼል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እቲ ዘተ ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ “ምስ ቻርለስ ሚሼል ኣብ እቃን ኣኼባ ሕብርት ኣፍሪካ ስለ ዝተራኸብና…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግም ንምንቕቓሕ እዋኑ ዝጠልቦ ሓሳብ ምስራፅ ከምዝግባእ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግም ንምንቕቓሕ እዋኑ ዝጠልቦ ሓሳብ ምስራፅ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ፥ “ንተለዋዋጢ ዓለም ፓን ኣፍሪካኒዝም መሊስካ ንምንቕቓሕ” ብዝብል ርእሲ ቀዳማይ ፎረም ፓን…

መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ። ምክትል ፕሬዚዳንት ሊቢያ ኣብዱላህ ኣል-ላፊ ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷ ካልኣይ…