በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መልክዑ ንምኽባር ምድላው ከምዝጀመረ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚቴው ምስ ሚኒስቴር ምክልኻል፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ከምኡ እውን እቲ በዓል ብድምቀት ንኽኽበር ኣስተዋፅኦ የበርክቱ ኢዮም ተባሂሎም…