ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ንምትግባር ፃዕሪታት ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ተረባሕነት ኣፍሪካውያን ዘረጋግፅ ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ንምትግባር ፃዕሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ኣምባሳደር ኣልበርት ሙቻንጋ ገሊፆም።
ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ልምዓት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ኢንዱስትሪን መዓድንን ኣምባሳደር…