Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምእታው መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ንግዲ ጅቡቲ የሱፍ ሙሳ ዳዋሌህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኣብ ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ቂሊንጦን ቦሌ ለሚን ዑደት…

ኣብ ቀረብን ስርዓት ምሕደራ መሬት ከተማን መንበሪ ኣባይቲ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ መንፈቕ ዓመት ኣብ ቀረብን ስርዓት ምሕደራ መሬት ከተማን መንበሪ ኣባይቲ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን÷ ብመንግስቲ፣ ሪል-ስቴት፣ ብውልቀን ማሕበራትን…

ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕ ብኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕ ብኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ብምክትል ቀዳማይ…

ባንኪ ዓለም መንግስት ንዝሰርሖም ተግባራት ልምዓት ዝገብሮ ሓገዝ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሓበራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ተግባራት ብምፍላይ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ እተን ሚኒትር÷ ባንኪ ዓለም ኣብ ልምዓት…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ዘተኣማምን ምድላው ተገይሩ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዘይዝኾነ ፀገም ፀፅታ ንኽዛዘም ዘተኣማምን ምድላው ተገይሩ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ መራሕቲ…

ሚኒስትራት ጉዳያ ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያ ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ መበል 42 ጉባኤ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ጆፍሪ ኦኒያማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ÷ ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር…

ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ከምዝተመሓየሸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ናብ ዝነበሮ ንኽምለስ ውፅኢታዊ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕቲ ከምዝተሳለጡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተጋነነ ፀብፃብ እንተውፅእ…

ኣብ ኣፈፃፅማ ምድንፋዕ ፍርያት መንፈቕ ዓመት ኢንዱስትሪ መዓድን 91 ሚኢታዊ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ምድንፋዕ ኢንዱስትሪ መዓድን ኣፈፃፅምኡ 91 ሚኢታዊ ምዕዋት ከምዝተኸኣለ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ሽዱሽተ ኣዋርሕ÷ ኣብቲ ፍርቂ ዓመት ዓበይቲ ኣፍረይቲ…

መመሓየሺ ዓቕሚ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ንምክትታል ዘኽእል መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ዓቕሚ (Remedial Program) ኣብ ዩኒቨርሲቲታት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ኣማራፂታትን ንምክትታል ዘኽእል መሕለፊ ነጥቢ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም 50…

ኣሜሪካ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኖርድ ስትሪም ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ካብ ሞስኮ ናብ በርሊን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ “ኖርድ ስትሪም” ኣፈንጂራቶ ክትከውን ከምትኽእል ተሓሩ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ከምዝበሉዎ÷ ኣሜሪካ ምትሕብባር ጀርመንን ሩሲያን ከም ስግኣት ትሪኦ ኣላ፡፡…