ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ከምዝጅምር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ ተቛሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ኣየር ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 187 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 187 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 57 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 358 ደቂ ኣንስትዮን ከምዝኾና ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ክትጅምር ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ብወገን መስመር ጋዝ ያማል- ኣውሮፓ ኣቢላ ናብ ኣውሮፓ ትገብሮ ቀረብ ጋዝ ዳግም ከምትጅምር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣሌክሳንደር ኖቫክ ገሊፆም። ኣብ ኣውሮፓ ሕፅረት ጋዝ ከምዝቐፀለ ዝሓሩ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒትር÷ ኣብቲ ቦታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንኽኸውን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ሃገራዊ ምኽክር ዕዉት ንኽኸውን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። መንግስቲ ጃፓን ንመሳለጢ እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዝውዕላ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲሰ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ማሕበረ-ባህላዊ ክብሪታትና ንዕዉት ሃገራዊ ምኽክር ብዝብል ርእሲ ልዝብ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ካውንስል ትካላት ሲቪክ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኢዩ ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ከተማ ሽረ ነዳዲ ይጓዓዝ ኣሎ – በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ከተማ ሽረ ነዳዲ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ቀረብ ነዳዲ፣ ሎጂስቲክስን ክትትልን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ፈቃዱ ሹመት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ፅገነኦም…
ስፓርት ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ቦክሲንግ ደይ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ብምኽንያት ፅዋዕ ዓለም ኳታር ንሓደ ወርሒ ተቛሪፁ ዝፀንሐእንትኸውን÷ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ድሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ከይዲ ትግበራ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንምዕዛብን ኣብ ስምምዐነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኣፋፅምኡን ንዕኡ ስዒቡ ክልተ ግዘ ኣብ ናይሮቢ ብዛዕባ ዝነበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማና ናይ ኩልና ስለዝኾነት ንዕቤታ ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ከበርክት ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ከተማና ናይ ኩልና ከም ምዃና መጠን ኩሉ ሓላፍነት ዝስመዖ ዜጋ ብዛዕባ ዕቤታን ቀፃሊ ስራሕቲን ብሓሳብ፣ ብጉልበትን ገንዘብን ናይ ባዕሉ ግደ ከበርክት ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ…