ጥዕና ጥዕና ህፃናት ዝተማለአ ንኽኸውን ዝወሃቡ ክታበታት Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፃናት ካብ ከቢድ ሕማም ንምክልኻል ክታበት ቀሊልን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ሜላ ብምዃኑ ወለዲ ብእዋኑ ንኸኽትቡዎም ይምከር፡፡ ክታበት ንመከላኸሊ ሓደ ተመሓላላፊ ሕማም ኣቐዲሙ ዝውሰድ መድሓኒት እንትኸውን÷ናይ ሰብ ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ዝተተረሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 100 ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ሓበሬታ ዩኒቨርሲቲ ጆን ሆፕኪንስ ከምዘመላኸቶ÷ እቲ ለበዳ ቫይረስ ኣብታ ሃገር ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ዘሎ ሰለስተ ዓመታት 100 ሚሊየን 2 ሺሕን 248 ሰባት…
ቴክኖሎጂ ኤሎን መስክ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትዊተር ከምዝለቅቕ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኩባኒያ ትዊተር ብ44 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዝዓደገ ቢሊየነር ኤሎን መስክ÷ ካብ መዝነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ከምዝለቅቕ ኣፍሊጡ። ኤሎን መስክ እቲ ናይ ሓላፍነት ቦትኡ ንምልቃቕ ወሲኑ ዘሎ÷ ኣብቲ ትዊተር ገፅ “ንባዕለይ ካብ መዝነት ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንእሰይ ወለዶ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ክስልጥን ምግባር ንኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”መብዛሕትኡ ክፋል ህብረተሰብ መንእሰይ ኣብዝኾነላ ሃገር መንእሰይ ወለዶ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ክስልጥን ምግባር ንኩለመዳይ ምዕባለ ሃገር ዕዙዝ ግደ ኣለዎ” ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ንዝገብሮ ተሳትፎ ኣድላዪ ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ደቡብ ሱዳን ዑደት ስራሕ ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ ምስ ሰብ መዚ ኢንፎርሜሽን ደቡብ ሱዳን፣ ሚኒስትር ኮሙዩኒኬሽንን ኣገልግሎት ፖስታን፣ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Dec 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መልክዑ እናተዘዋወረ ዝነበረ 4 ኪሎ ግራም ዝምዘን ማግናታይት ዝተብሃለ መዓድን ኣብ ከተማ ሃረር ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ድሬዳዋ ብዝተረኸበ ሓበሬታን ብዝተገበረ ክትትልን ኣብ ከተማ ሃረር ነቲ መዓድን…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ፍርያት ቡን 2 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ተሃቂኑ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 360 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ብምልኣኽ ክሳብ 2 ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ትልሚ ተታሒዙ እናተሰርሐ ምዃኑ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተርን ሓላፊ ዘፈር ዕድጊትን እቲ በዓል መዚ ሻፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ንኣመራርሓታት እታ ከተማ ብምርካብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ገምጊሞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ 29 ጥሪ ንዝካየድ ህዝበ ውሳኔ ምዝገባ መረፅቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ደቡብ ዝርከባ ሽዱሽተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት ወረዳታትን 29 ጥሪ 2015 ዓ.ም ህዝበ ውሳኔ ከምዘካይድ ገሊፁ። እቲ ቦርድ ነዚ ዕላማ ኣብ ዘውፀኦ ግዘ ሰለዳ መሰረት ብምግባር…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ኣብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Dec 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርጀንቲና ናብ ርእሰ ከተማኣ ቦነስ ኣይረስ እንትትበፅሕ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀር ህዝቢ ኣርጀንቲና ናብ ጎደናታት ቦነስ ኣይረስ ብምውፃእ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩላ። ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት…