ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር መስኮች ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ዘቲዮም፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ…