ቴክኖሎጂ ቴሌግራም ኣካውንቶም ኣብ ሰረቕቲ ሓበሬታ ከይወድቕ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍሓት ኣብ ረብሓ ዝርከብ ቴሌግራም ናይ መብዛሕትኡ ንግዲን ማሕበራዊ ርክብን ማእኸል ኮይኑ ይርከብ። ነገር ግን ኣድላዪ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ኣካውንትና ብቐሊሉ ንሳይበር ገበናት ቅቃልዑ ይኽእሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብስፍሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ድሬዳዋ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡ እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብምፍጋፍ ምሕላፍ ይግባእ – ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብሓባር ብምብላዕ፣ ብምስታይ፣ ብምስታይን ብመሕጋዝን ምሕላፍ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፡፡ 6ይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ዓድዋ ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን” ዝተሰመየ መፅሓፍ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ዓድዋ ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን" ዝተሰመየ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ላዕለዎት…
ስፓርት ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውን ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ዙር ፀወታ ፅዋዕ ኤፍ ኤ እንግሊዝ ኣርሰናል ንማንስፊልድ ታውንን 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ። ቀትሪ ሰዓት 9:15 ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ኣብ ሊግ ሓደ እናተሳተፈት ንእትርከብ ማንስፊልድ ታውን ዝገጠመት ኣርሰናል ኖኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት መቄዶንያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሕገዚ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን መቄዶንያ ካብ 6 መጋቢት 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ዓብዪ ሃገራዊ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት ክካየድ ኢዩ። ኮሚቴ መተሓባበሪ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። መስራቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ – ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ ኢለን ዳይሬክተር ምምሕዳር ሙዚዬምን ሓድጊን ሰራዊት ምክልኻል ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ፡፡ ሜ/ጄ ጥሩዬ ከምዝበለኦ÷ ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያካብ ዘመነ መንግስቲ ኣኽክሱም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡ ምዝገባ መረፅቲ ምጅማሩ ስዒቡ ደማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዜጋታት ናብ መረፃ ጣቢያታት ብምኻድ ናይ መረፃ ካርዲ እናወሰዱ ይርከቡ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ምዝገባ 18…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ዝተመዝገቡ 47 ፓርቲታት 10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ ካብ ፅባሕ 28 ለካቲት ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባቢ ጃንሜዳ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሰራዊት ምክልኻ ምስ ጎብነዩ ኣብ…