Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ኣብ ምዕዋት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ከምኡ እውን ዕድመ…

ኣርሰናልን ክሪስታል ፓላስን ሎሚ ምሸት ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኤሚሬትስ ምሸት ሰዓት 4 ንክሪስታል ፓላስ ክተተናግድ ኢያ። ክልቲአን ጋንታታት ብኹሉ ዓይነት ውድድር ኣብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ሕድሕድ ፀወታታት ኣርሰናል ሓሙሽቲኦም…

ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጎሳቖሉን ኣዚዮም ዝተጎድኡን ኣባይቲን ከባቢን ዝርከበላ ዝነበረት ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ…

ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ መድን ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢትዮጵያ መድን ንኽትዕወት መሓመድ ኣበራ ብፍፁም ቅላዕን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ዝተቐመጡ ሸቶታት ምዕዋቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ዝተቐመጡ ሸቶታት ከዕውት ከምዝኸኣለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቢቢሲ “ፎከስ ኣፍሪካ”…

ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት  ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሸኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ብሕልፈት መራሒ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ሮም ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተ…

ኣብ እዋን ፅድያ ዝናብ ዝረኽቡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝናብ ናይ ምርካብ ዕድሎም ቀፃሊ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልቲታት ኣብ እዋን ፅድያ ዝናብ ዝረኽቡ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝናብ ናይ ምርካብ ዕድሎም ቀፃሊ ከምዝኸውን ኢንስትቲዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኢንስትቲዩት ካብ 13 ክሳብ 22 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ዝህሉ ትንበያ…

ኣይ ኤም ኤፍ ንልምዓትን ዕቤትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ዝገብሮ ምሕዝነት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ…

ብዝተዋደደ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ የድሊ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተወደበ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣድማሱ ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ዲፓርትመንት ኣብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻደን ካብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን፤ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሕልፈት መሪር ሓዘን ተሰሚዑኒ”…