Fana: At a Speed of Life!

ቃላይ ንጋት ንኢትዮጵያ ሰፊሕ በረከት ሒዙ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ሰብ ስራሕ ቃላይ ንጋት ንኢትዮጵያ ሰፊሕ በረከት ሒዙ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ኣብ ረቂቕ ማስተር ፕላን ቃላይ ንጋት…

ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ……

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ታሪኽ ካብ ዝተፅሓፈለን ዕለታት ሓንቲ 4 ጥቅምቲ ተፀራሐት ኢያ፡፡ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ድሕሪ 31 ዓመታት ትፅቢት ናብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝተመለሰትላ ዕለት 4 ጥቅምቲ 2005 ዓ.ም ከምዝኾነት ይዝከር፡፡…

መስሕባት ቱሪስት ንምስፍሕፋሕ ብሓባር ምስራሕ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መስሕባት ቱሪስት ብዝበለፀ ንምስፍሕፋሕ ብሓባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ በዓል ሞያ ቱሪዝም ኣያሌው ሲሳይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ላዕለዋይ በዓል ሞያ ቱሪዝም ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበሉዎ፥ በሪ ባሕሪ ንበፃሕቲ ሓደ መስሕብ…

ብሄራዊ ባንኪ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሰት ዓወዲ ሸርፊ ወፃኢ እናቐፀለ ስለዝኾነ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ሓዱሽ በጀት ዓመት እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ። ብሄራዊ ባንኪ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ፅባሕ ከምዝካየድ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ብዛዕባ እቲ ጨረታ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዕላማ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብዝተፋላለዩ መደባት ተኸቢሩ። ኣብ ስነ ስርዓት ምኽባር እቲ ዕለት ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ተረኺቦም። እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ…

ሰንደቕ ዕላማና ምልክት ጉዕዞ ምብራኽና ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዕላማና ዓለም ለኸ ፅዕንቶ ፈጣሪ ምዃንና እነርእየሉ ምልክት ጉዕዞ ምብራኽ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዝቐረቡሉ ሰለስ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ እቲ ጉባኤ እናካየደ ይርከብ፡፡ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ሰለስቲኦም ኣጀንዳታት ናብቲ ቤት ምኽሪ…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ መላእ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ…

ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ደንደቕ ዕላማ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መደባት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዕለት ‘ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን ህዳሰ ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር።…

ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወታትና ልዕልና ሰንደቕና ዝውስኹ ኢዮም ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሎሚ መዓል ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ናይ ለውጢ ዓመታት ዝላ ዘምፅኡ ዓወታት…