Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ምድብ 9ይ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንጊኒ ቢሳው 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ብሕታዊት ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ራምኬል ጀምስ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሪፐብሊክ ሳይፕረስ ኮንስታንቲኖስ ኮምቦስ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዝነበረና ፃንሒት ብምዝዛም…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ ኢሎም ምክትል ኣካቢ መተሓባበሪ ኮሚቴ ትካላት ፌዴራል ፓርቲ ብልፅግና ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ወረዳታትን ኣፈፃፅማ ውዳበታት ክላስተር ኢኮኖሚን ብልፅግና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማዘበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶመ…

ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ሚኒስቴሩ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ህዝቢ እናሓተተን ቅርታ እናቕረበን ዝነበረ ዘፈር ኣገልግሎት ንምዝማን ትኹረት ሂቡ…

ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡ 7ይ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ተኻይዱ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፤…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዓ ዓለም 9ይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ጊኒ ቢሳው ክተካይድ ኢያ፡፡ ካብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም 2026 ምስንባታ ኣቐዲማ ዘረጋገፀት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፤ መርሃ ግብሪ ንምምላእ ኢያ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡሉ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዋሚ ኮሚቴ ክትትል ኣፈፃፅማ…

ባሕር ዳር ብሓበራዊ ፃዕሪ ጥንኩራት ኣመራርሓን ነበርቲን እናወቀበትን እናደመቐትን ትርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባሕር ዳር ከም ወጋሕታ መስከረም ፅባቐ፣ ተስፋን ልምዓትን ኮይኑሎም ተመልኪትና ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ማይ ምስ ፅባቐን ህድኣትን፤ መልክዓ ምድሪ ምስ ልሙዕነቱ፤ ልምላመ ምስ ንፅህና ዝተዓደለት መልክት ፅባቐ ባህር ዳር…