Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ካብ ንግዲ ወፃኢ 8 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2017 ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን 8 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ካብ ንግዲ ወፃኢ ረኺባ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ…

7ይ ሃገራዊ መረፃ ዴሞክራሲያዊን ተኣማኒን ንኽኸውን ብሓላፍነት ክስራሕ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ዝካየድ 7ይ ሃገራዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ሰላማዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ተኣማኒን ንኽኸውን መንግስቲ ብሓላፍነት ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ…

ኣንፈታት ልምዓት ካብ ውሱን ዘፈር ናብ በዓል ብዙሕ ዓውዲ ተቐይሩ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣንፈታት ልምዓት ካብ ውሱን ዘፈር ናብ በዓል ብዙሕ ዓውዲ ተቐይሩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ፡፡ መበል 6ይ መኽፈቲ ስነ ሰርዓት 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ መወዳእታ እዚ ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጎደና ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ሮማንያ ዝተኻየደዳድድር 10 ኪሎ ሜትሮብክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ክዕወቱ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ከበሪ ቤጂጋ ከምኡ እውንብደቂ…

ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ኣቢያተ ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ስነ ስርዓት መኽፈቲ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ሀዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ሎሚ መዓል ክካየድ ኢዩ፡፡ ናይ ሓደ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዲሪኢ ካብ መወዳእታ ሰሙን ሰኑይ ወርሒ መስከረም ክሳብ 30 ሰነ…

ቼልሲ ምስ ሊቨርፑል – ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቼልሲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ካብ ዘተኣናገደቶም ክልተ ተኸታተልቲ ስዕረታት ብምምላስ ንሊቨርፑል ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ እተተኣናግደሉ…

ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ውሕጅ ምስ ግድብ ህዳሰ ብምትሕሓዝ ዝቐረበ ውንጀላ ውድቂ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ውሕጅ ምስ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብምትሕሓዝ ግብፂ ዘቕረበቶ ውንጀላ መሰረት ዘይብሉ ክትብል ውድቂ ገይራ፡፡ ግብፂ ቅድሚ መዓልቲታት ብሚኒስቴር ማይን መስኖ እታ ሃገር ኣቢላ ብዘውፀአቶ መግለፂ፥ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ሱዳን…

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንኽኽከበር ንዝገብሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንኽኽከበር እጃሞም ንዘበርከቱ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣጋይሽ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ብምቀት ተኸቢሩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓልዩ ኣዚዩ ብዝደመቐን ብዝወቀበን ኩነታት ተዛዚሙ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እቲ በዓል ህዝቢ ኦሮሞ ጥራሕ ዘይኮነስ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ "ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር" ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ምኽባር እቲ በዓል ኣባ ገዳታት፣ ኣባ መልካታት፣ ኣባ ሙዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን መናእሰይን ሓዊሱ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካብ ዝተፈላለዩ…