ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ማምታ ሙርቲ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያ ንፅሬት ትምህርቲ፣ ሓለዋ ጥዕና፣ ሞት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ማእኸላይ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው (ዶ/ር)፥ ኢሬቻ ንፈጣሪ መመስገኒ፣ ፍቕሪን ዕርቂን ዝንፀባረቐሉ፣ ሓጎስ ምትሕብባርን ተሰፋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ምብራኽ ሃገር ዝድግፍ ክብረ በዓል ኦሮሞ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢሬቻ ምብራኽ ሃገር ዝድግፍ ክብረ በዓል ኦሮሞ ኢዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ፅባሕ ኣብ ሆረ ፊንፊኔ ከምኡ እውን ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ሆረ ሃርሰዴ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ ኣመልኪቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ኢትዮጵያ ንዓለም እተበርክቶ ዘደንቕ ክብራ ኢዩ፡፡ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኢሬቻ ኢትዮጵያ ንዓለም እተበርክቶ ዘደንቕ ክብራ ኢዩ፡፡ ኢትዮጵያ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱ ሓድጊታት ንዓለም ኣበርኪታ ኢያ፡፡ ክብሮም ሓሊዮም ንዘበናት ብህዝቢ እናተኸበሩ ዝዘለቑ ህዝባዊን ሃይማኖታዊን በዓላትን ትውፊቶምን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሳይንስ፣ ትምህርቲን ባህሊን (ዩኔስኮ) ናይ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ሰላም፣ ምስጋናን ሕብረትን ዝፀንዐሉ በዓል ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢሬቻ ሰላም፣ ምስጋናን ሕብረትን ዝፀንዐሉ በዓል ኢዩ ኢሎም። 7ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣዳራሽ ሆረ ሃርሴዴ "ኢሬቻ ንብራኸ ሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኣብ…
ቢዝነስ ዓውዲ ኢንዱስትሪ መፍረያይነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝተፈጠሩ ዕድላት ንመፍረያይነት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዕዙዝ ግደ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፡፡ ዓውዲ የአምራች ኢንዱስትሪ ዓቕሚ ምፍራይ ንምዕባይ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣይተ መላኩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ እናዕወተ ይርከብ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ እናዕወተ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ፡፡ ሙሉእ መልእኽቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- መንግስቲ ቃል ብተግባር ብምግላፅ ጉዕዞ ብራኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝነኣዱ ኢዮም – ባንኪ ዓለም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ሪፎርም ኢኮኖሚ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ዝድነቑ ኢም ኢሎም ኣብ ባንኪ ዓለም ዓለም ምክትል ፕሬዚዳንት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ንዲያሜ ዲዮፕ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ዋና ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ እዮብ ተካልኝ…
ስፓርት ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ሓላዊ ልዳት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሳዳት ጀማል ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ሳዳት ጀማል ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተፈላለያ ጋንታታትን ሓላዊ ልዳት ኮይኑ ብምፅዋት ዝሓለፈ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ሓለውቲ ልዳት ሃገራዊት…