Fana: At a Speed of Life!

ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽኽበር ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ንኽዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ በዓል ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ኩሉ ተሳታፊ እጃሙ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሉ። ሕብረት ኣባገዳዎች ኦሮሞ ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ 2018 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ፤…

ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ሓያላት ጋንታታት ዓለም እዚ እዋን ባርሴሎናን ፒኤስጂን ኣብ ኤስታዲ ኦሊምፒክ ዝገብረኦ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ስፔናዊ…

ዝተመሓየሸ መሕለፊ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር  ትምህርት ኣብ 2017 ዓ.ም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ውፅኢት ካብ 300 ናብ 297 ክንኪ ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ከምዝገለፆ÷ ፖሊሲ ትምህርቲን ስልጠናን ተምሃሮ ናብ ዝቕፅል ደረጃ ትምህርቲ ንምሕላፍ 50 ሚኢታዊን…

ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመታዊ በዓል ግሸን ደብረ ከርቤ ፅባሕ ብድምቀት ክኽበር ኢዩ፡፡ እቲ ዓመታዊ ክብረ በዓል 21 መስከረም ኣብቲ ዞባ ወረዳ ኣምባሰል እምባ ግሸን ብድምቀት ዝኽበር እንትኸውን፤ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ን…

ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡ ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ…

ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንኩለመዳይ ዕቤት ሃገር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ሃገር ንምርግጋፅ ዕዙዝ እጃም ክህልዎም ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት…

ኣብ ስዊድን 30,000 ሰባት ማይክሮ ቺፕ ዲጂታል ቁልፊ ኣብ ኣፃብዕቲ ኢዶም ኣትኪሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊድን ልዕሊ 30,000 ሰባት ሰዎች ብፍቓዶም ኣብ ኢዶም ክንዲ ፍረ ሩዝ ዝኾና ደቀቕቲ ማይክሮ ቺፓት ከምዝተኸሉ ተሓቢሩ። እቲ ቴክኖሎጂ ከም ዲጂታል ቁልፊ፣ ሜላ መኽፈሊን መለለዪ መንነትን ብምዃን ዕለታዊ ናብራ ንምቅልጣፍ እናወዓለ…

ገባሪ ሰናይ ትካል ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ልምዓታዊ ምንቅስቃሳት ንምትግባር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓትን ረድኤትን ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ዝትግበሩ ልምዓታዊ ምንቅስቃስ ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝነብሩ ግዱሳት ሙሱሊም መናእሰይ ተጋሩ ዝተጣየሸ እቲ ትካል፤ ሚኒስትር ድኤታ ደቂ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገር ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ሓጋዚ ንዘይብሎም ክፋላት ሕብረተሰብን ኣመሓላሊፈን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣዚዮም ስለዝጎሳቖሉ ፈሪሶም ዝተሃነፁ 253 ገዛውቲ ኢዮም…