Fana: At a Speed of Life!

ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡ ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ…

ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንኩለመዳይ ዕቤት ሃገር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓበይቲ ትልሚታት ልምዓት ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ዕቤት ሃገር ንምርግጋፅ ዕዙዝ እጃም ክህልዎም ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ምረቓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት…

ኣብ ስዊድን 30,000 ሰባት ማይክሮ ቺፕ ዲጂታል ቁልፊ ኣብ ኣፃብዕቲ ኢዶም ኣትኪሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊድን ልዕሊ 30,000 ሰባት ሰዎች ብፍቓዶም ኣብ ኢዶም ክንዲ ፍረ ሩዝ ዝኾና ደቀቕቲ ማይክሮ ቺፓት ከምዝተኸሉ ተሓቢሩ። እቲ ቴክኖሎጂ ከም ዲጂታል ቁልፊ፣ ሜላ መኽፈሊን መለለዪ መንነትን ብምዃን ዕለታዊ ናብራ ንምቅልጣፍ እናወዓለ…

ገባሪ ሰናይ ትካል ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ልምዓታዊ ምንቅስቃሳት ንምትግባር ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ልምዓትን ረድኤትን ኢኽላስ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 93 ሚሊዮን ብር ዝትግበሩ ልምዓታዊ ምንቅስቃስ ተሊሙ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝነብሩ ግዱሳት ሙሱሊም መናእሰይ ተጋሩ ዝተጣየሸ እቲ ትካል፤ ሚኒስትር ድኤታ ደቂ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገር ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 253 ገዛውቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ሓጋዚ ንዘይብሎም ክፋላት ሕብረተሰብን ኣመሓላሊፈን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣዚዮም ስለዝጎሳቖሉ ፈሪሶም ዝተሃነፁ 253 ገዛውቲ ኢዮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል መስቀል ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል መስቀል 2018 ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እዚ ዓመት ብርሃን ኢትዮጵያ እንትወፅእ እንሪአሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም፡፡…

ኒውክሌር ቴክኖሎጂ ንሕክምና፣ ንውሕስና ምግቢን ምሕደራ ማይን ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኒውክሌር ቴክኖሎጂ ንሕክምና፣ ንውሕስና ምግቢን ምሕደራ ማይን ልዐል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ልምዓት ኒውክሌር ኣመልኪቶም…

በዓል መስቀል ብድምቀት ንኽኽበር ኣድላዪ ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መስቀል ብድምቀት ንኽኽበር እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣድላዪ ሓገዝ ይገብር ኣሎ ኢለን። እተን ከንቲባ ምድላው በዓል መስቀል ዳሜራን ሓገዝ እቲ ምምሕዳር ከተማን ኣመልኪተን ምስ ኣባላት ኣሰናዳኢ…

ግድብ ህዳሰ ኣፍሪካውያን ብዘይ ሓገዝ ምዕራብ ዓለም ፕሮጀክት ክሃንፁ ከምዝኽእሉ ኣርኢዩ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሪካውያን ብዘይ ሓገዝ ምዕራብ ዓለም ፕሮጀክት ክሃንፁ ከምዝኽእሉ ኣርኢዩ ኢዩ። ዘ ሳህል ሲግናል ዝተብሃለ ገፅ ዩቲዩብ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ ትንታነ÷ ኢትዮጵያ ዓይኒ ዓለም ዝሰሓበ ግድብ ህዳሰ…