Fana: At a Speed of Life!

ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት

ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት… ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ምስ ዝካየድ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ተተሓሒዙ ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክዕፀዉ ኢዮም። ብመሰረት እዚ፡- - ካብ መገናኛ ናብ መስቀል…

ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ዶ/ር መቅደስ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓሬታን ካብ ሕብረተሰብ ሓበሬታ ዝቕበለሉን ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብን ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ፤ ካብ ስሩዕ መርበብ…

ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ቀፃሊ 9 ሚያዚያ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ኢትዮጵያ ካብ 9 ክሳብ 12 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ካትሃንፅ ኢያ! ፈጠራ፣ ቅልጣፈን ፅሬትን ንብራኸ መሰረተ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ። ሚኒስትር…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሓሙሽተ ፀወታታት እንትካየዱ ኣርሰናል ምስ ብራይተን ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ነቲ ሊግ ብ64 ነጥቢ እናመርሐት ትርከብ ኣርሰናል ኣብ ሜዳኣ ኢምሬትስ ኣብ ዝተገበረ ቀዳማይ…

ቴምር ፕሮፐርቲስ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴምር ፕሮፐርቲስ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 200 ዓቕመ ደካማ ክፋላት ማሕረሰብ ሓዊሱ 800 ሰባት ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብዚ እዋን እቲ…

መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖

መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖 ፤ ‎ኣብ ክልቲኦም ኣዋርሕ መሪሕ ዲጂታል ኣገልግሎታት፣ ሰፋሕቲ መሰረተ ልምዓታትን ኢኮ-ቱሪዝምን ዝተመረቑሉ ከምኡ እውን ስትራቴጂካዊ ዓለም ለኸ ምትሕብባራት ዝተጠናኸሩሉ ነይሩ። ‎ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ…

4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ቀፃሊ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ፎረም ኢትዮጵያ ዘለዋ ምቹው ምህዳር ኢንቨስትመንት…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ መላእ ኣፍሪካን ፀለምቲ ህዝቢታትን ፀሊሙ ብዝነበረ ሰማይ ፀሓይ ዝበረቐሉ ዕለት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ መላእ ኣፍሪካን ፀለምቲ ህዝቢታትን ፀሊሙ ብዝነበረ ሰማይ ፀሓይ ዝበረቐሉ ዕለት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባኡ ዘመሓላለፎም ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባ ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡ ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፡- ምጥያሽ ዩኒቨርሲቲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መደመር፦ ኣብቲ ዓውዲ መናእሰይ ንምስልጣንን ምሁራን…