ኢትዮጵያ እስርቲ ጂኦግራፊ ኮይና ንዘላለም ክትነብር ኢለሉ ዝሓስብ ኢትዮጵያዊ እንተሃሊዩ ዝሞተ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኢትዮጵያ እስርቲ ጂኦግራፊ ኮይና ንዘላለም ክትነብር ኢለሉ ዝሓስብ ኢትዮጵያዊ እንተሃሊዩ ዝሞተ ኢዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝፀሓፉዎ ስነ ስርዓት ምረቓ መፅሓፍ “የመደመር መንግስት” ኣብ…