ኣይተ ኣረጋ ከበደን ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ኣምባሳደራትን ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም፡፡
ኣብ ዑደቶም ድማ፤ ኮሪደር ልምዓት ስዒቡ ኣብ…