ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ በዓል ለመውሊድ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ንመላእ ተኸተልቲ እምነት እስልምና…