ኣብ ዞባ ኣርሲ ብኣናእሽተይ ኣውሮፕላናት ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ፀረ ፃህያይ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ኣርሲ ብኣናእሽተይ ኣውሮፕላናት ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ፀረ ፃህያይ ይካየድ ኣሎ ኢሉ ናሽናል ኤር ዌይስ።
መካየዲ ስራሕ ናሽናል ኤር ዌይስ ኣይተ ገዛሀኝ ብሩ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤ ናብ ውሽጢ ሃገር ዝኣተዋ ኣውሮፕላናት ነፀጋ…