ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ኣቦ መንበር ኣፋህድ ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ትካል ህዝባዊ ፋኖ ኣማራ (ኣፋህድ) ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ስምምዕነት ስዒቡ ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ኣቲዮም። ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣፋህድ ምስ መንግስ ክልል ኣምሓራ ብሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ – እናትኣለም መለሰ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ ኢለን ብመዓርግ ሚኒስትር ሓላፊት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ እተን ሓላፊት እዚ ዝገለፃ ኣብቲ በጀት ዓመት ቀደማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ጉዳይ ዜጋታትን ዝተወገኑ መመሓየሺታት ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ሸቶታት ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፀወት ሃፍቲ ማይ … Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ሃፍቲ ማይ ንሸቶታት ኣህጉር ኣፍሪካ ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም። ‘ዘላቒ ቀረብ ሃፍቲ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓታት ፅሩይ መስተ ማይን ምርግጋፅ፤ ንሸቶታት ኣጀንዳ 2063…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጌዲዮን (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ኩኒሚትሱ ኣያኖ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ – ብልፅግና ፓርቲ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ቤት ምኽሪ ክንፊ ደቂ ኣንስትዮ እቲ ፓርቲ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ገምጊሙ። ምክትል ፕሬዚዳንት ክንፊ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ሃገር ዘረጋግፅ ናይ ሓባር ያታ ንምህናፅ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ሃገር ዘረጋግፅ ናይ ሓባር ያታ ንምህናፅ ብትኹረት እናተሰርሐ ይርከብ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ብሄራዊ ያታታት ንምሕንፃፅ ዛዓለመ ሃገር ለኸ ጉባኤ ኣብ ከተማ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ እቶም ሚኒስትር…
ስፓርት ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምጅማር ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ የቢሾፍቱ ዓለም አቀፍ አውሮፕላን ማረፊያ ግንባታ መጀመር ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝዓበየ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ .. Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም፡፡ ስትራቴጂ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ንኢትዮጵያ ቀፃሊት መሪሕ በሪ ትራንስፖርት ኣየር ኣፍሪካ ናይ ምግባር ዕላማ…