ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጎስጓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ዝሰርሑ ተግባራት ኣፈፃፅመኦም 98 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ፡፡ ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ዘፈር ልምዓት ትምህርቲ “ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ ዜጋ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ይርከብ፡፡…
ስፓርት ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ዓ.ም ዝጅምረሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ እቲ ሊግ 8 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ። 20 ጋንታታት ተሳተፍቲ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ከተማ መቐለ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ "ኣሸንዳ መሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ከምዝገለፆ ኣብ ከተማ መቐለ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ኣሸንዳ ሕድሕድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞስኮ ማርችንግ ፌስቲቫል ዝደመቐ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ ኣብ ዘሰናደአቶ ፌስቲቫል ማርችንግ ባንድ ዝተሳተፈ ኢትዮጵያ ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣብ ሞስኮ ምርኢት ሙዚቃን ባህሊን ኣቕሪቡ። ጉጅለ ማርችንግ ባንድ ምክልኻል ካብ ሩሲያ ብዝቐረበሉ ዕድመ መሰረት ንፈለማ እዋን ኣብ ፌስቲቫል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ኣሸንዳ 2017 ዓ/ም ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ’ቲ በዓል፥ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። እቶም ኣጋይሽ ኣብ ከተማ ዓብዪ ዓዲ እንትበፅሑ ብህዝቢ እታ ከተማን ደቂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ትሪሊየን ዶላር ዕዳጋታትን ናይ ንቑሕ ዜጋ ግደን Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ዝተፈላለዩ ሃሽታጋት ብምጥቃም ንሃገሮም ኣምበሳደር ክኾኑ ትፅቢት ይግበረሎም። ዓለም ለኸ ትካል መፅናዕቲ ክመ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ብብርኪ ዓለም ብዑደት ቱሪዝም፣ ፋሽን ኢንዱስትሪ፣ ምትእንጋድ ኣኼባን ባህላዊ ምግቢታትን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ፍፃምኡ ዝቐረበ 5ይ ዙር ውድድር ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፈታዊን ብሃንቀውታን ትፅቢት ዝግበረሉን 5ይ ዙር ውድድር ድምፃውያን ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ቀፂሉ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ናብ ፍፃመ ዝቐረበ 5ይ ዙር ውድድር ፋና ላምሮት በቢሰሙን ዘደንቕ፤ መሕዘኒ ነገራት እውን እናተርኣዩሉ ኣብ መበል 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። Gebremariam Weldegerima Aug 22, 2025 0 ባህላዊን ሃይማኖታዊ ክብሪታትና መርኣያ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኢዮም። ብዙሕነትን ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን መግለፂኣ ዝኾነት ኢትዮጵያ ወናኒት ምዝዛም ክረምቲ ዘብስሩ ትውፊታት ኢያ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ጀሚሩ ደናግል ጎራዙ ናብ ኣደባባይ ብመውፃእ ዘስመዐኦም ህብረ ዝማሬታት ኣብ ሰሜን ክፋል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ዘየድሊ ወአላስፈላጊ ዋጋ በሚጨምሩ ነጋዴዎች ላይ ርምጃ ይወሰዳል Gebremariam Weldegerima Aug 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ መመሓየሺ መሃያ ተተሓሒዙ ኣብ መሰረታዊ ጠለባት ኣድላዪ ዘይኮነ ወሰኽ ዋጋ ከየጋጥም ቁፅፅር እናተገበረ ይርከብ ኢሉ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ፡፡ ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኣይተ ኣሸናፊ ብርሃኑ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት መገዲ ቅልጣፈ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ንርክብ ንግዲ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ Gebremariam Weldegerima Aug 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት መገዲ ቅልጣፈ ሚኤሶ-ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት እቲ ንዞባ ትገብሮ ርክብ ንግዲ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዕዙዝ ረብሓ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ፡፡ ዕላዊ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ መገዲ ቅልጣፈ ሎሚ…