ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሓምሻይ ናይ ምድብ ፀወታኣ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ክትገጥም ኢያ።
እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ምድብ ካብ ዝገበረቶም ኣርባዕተ ፀወታታት ሰለስተ ነጥቢ ብመሓዝ ኣብቲ ምድብ 5ይ ደረጃ…