Fana: At a Speed of Life!

ተገበረ መመሓየሺ መሃያ ፅዕንቶ ናብራ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምቅላል ልዑል ግደ ኣለዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ማህበራት ሰራሕተኛ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ መሃያ ፅዕንቶ ናብራ ሰራሕተኛ መንግስቲ ንምቅላል ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሉ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ኮንፌዴሬሽን ኣይተ ካሳሁን ፎሎ ከምዝበሉዎ፤ መንግስቲ ብምኽባር ናብራ ቀጥተኛ ተጎዳእቲ ዝኾኑ…

ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ኩሎም ኣመራርሓን ኣባላትን ብዝሐሸ ትግሃትን ቆራፅነትን ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም…

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ኲናት ብቕልጡፍ ጠጠው ክብል ክገብሩ ይኽእሉ ኢዮም – ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ከብሉዎ ይኽእሉ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ዩክሬን መዘነኦም ኣብ ዋሽንግተን ንምዝርራብ ካብ ዝሓዙዎ ቆፀሮ ኣቐዲሞም ኣሜሪካ ተቕርቦ…

5ይ ዙር ውድድር ጎብለላት ፋና ላምሮት ፅባሕ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሙቕን ሃንቀውታ ዝግበረሉን 5ይ ዙር ውድድር ጎብለላት ድምፃውያን ፋና ላምሮት ፅባሕ ክቕፅል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብሓደ ዝተራኸቡ ናይ ክልቲኡ ምድብ ተወዳደርቲ ሸውዓት ብምዃን ናብ ጥቓ ምዝዛም ውድድሮም ፅባሕ ዘካይዱ እንትኾኑ፤ ኤፍሬም ጌታቸው፣…

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ዘካየደ እንትኸውን ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፡- 1ይ ኣብ ኣተገባብራ መፅናዕቲ ርእስኻ ብምኽኣል ዝለምዕ ቦታ ንኡሽተይ ስፍሓትን ፊት…

ካልቨርት ሊዊን ናብ ሊድስ ዩናይትድ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊድስ ዩናይትድ ንዶምኒክ ካልቨርት ሊዊን ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እንግሊዛዊ ተዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ካልቨርት ሊዊን ኣብ ሊድስ ዩናይትድ ንሰለስተ ዓመት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ካልቨርት ሊዊን ኣብ ኤቨርተን ዘለዎ ውዕሊ ምዝዛሙ…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ምስ ሩሲያው መዘነኦም ንምዝታይ ናብ ኣላስካ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ገዳይ ኵናት ሩሲያን ዩክሬን ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንምዝታይ ናብ ግዝኣት ኣላስካ ኣምሪሖም፡፡ ክልቲኦም መራሕቲ ሎሚ ምሸት ፊት ንፊት ብምርኻብ ከምዝዝትዩ ትፅቢት ይግበር፡፡ ቅድሚ እቲ ዘተ…

መናእሰይ መፃኢ ዕድል ሃገሮም ኣብ ምስማርር ከይዲ ክሳተፉ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መናእሰይ ሀገር ዝሓለፈቶ መገዲ ምስትኽኻል ጥራሕ ዘይኮነስ መፃኢ ዕድላ ኣብ ምሕንፃፅ ከይዲ እውን ንቑሕ ተሳተፍቲ ክኾኑ ይግባእ ኢሉ፡፡ እቲ ኮሚሽን ‘ግደ መናእሰይ ንዕዉት ሃገራዊ ዘተ’ ብዝብል ርእሲ ምስ መናእሰይ…

ኣብ ክልል ዓፋር 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ኣውስትሮሎፒቲከስ ቅሪተ ኣካል ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዓመት ዝፅጋዕ ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ኣውስትሮሎፒቲከስ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ። በዓል መዚ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ከምዘፍለጦ፤ ጉጅለ ሳይንቲስታትን ተመራመርቲን ዩኒቨርሲቲ ስቴት ኣሪዞና ምስቲ በዓል መዚ ብምትሕብባር ኣብ ክልል…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኦሜጋ ጋርመንትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም፡፡ ኣብቲ እዋን ስምምዕነት ሓለፍቲ ስራሕ ክልቲኦም ትካላት ዝተረኸቡ እንትኾኑ፤ ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት በፂሖም፡፡ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብ13 ሬዲዮ ጣቢያታት፣…