Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ፕሮጀክታት ምዝዛም ናይዚ መንግስቲ ፍሉይ መፍለዪ ባህሪ ኢዩ ኢሎም። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ዓውዲ ኮንስትራሽን መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ማሕለኻታትን ዕድላትን ብምፍላይ እቲ ዓውዲ ናብ ሓዱሽ…

ጉባኤ ሀልዝ ቴክ ፖሊሲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ጉባኤ ሀልዝ ቴክ ፖሊሲ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ንፈለማ እዋን እኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ፤ ኣብ ሚኒስቴር ጥዕና መሪሕ ፈፃ ስራሕ ኢኖቬሽንን መመሓየሽ ፅሬትን ጥዕና ዶ/ር ኣባስ ሃሰን ፈጠራታት ቴክኖሎጂ…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ ጎሊሆም ንኽወፅኡን ስታርታፕ ቢዝነሳት ክስፋሕፍሑ ይገብር ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽን፡፡ ኢኒሼቲቩ ሃገራዊ ስነ ምህዳር ቴክኖሎጂ ንኽምስረት ከምዘኽአለ ተገሊፁ።…

ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅሬት ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። ሓራዊ መድረኽ ዘተ ሚኒስቴር ጥዕናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ክላትን ኣብ ከተማ ሃረር እናተኻየደ ይርከብ።…

መንግስቲ ካብ መስከረም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ካብ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰራሕተኛታት ተወሳኺ መመሓየሺ መሃያ ንምግባር ወሲኑ፡፡ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌደራል ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፤ መንግስቲ ኩነታት ናብራ ዜጋታት ንምምሕያሽ ዓቕሚ ሃገርዝፈቕዶ ስጉምቲ እናወሰደ ይርከብ…

ቆፀሮ ትራምፕን ፑቲንን ኣብ ኣላስካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ብምዝታይ ኣብ መፍትሒ ንምብፃሕ ኣብ ኣላስካ ተራኺቦም ንምዝታይ ቆፀሮ ጂዞም ኣለዉ፡፡ ፕሬዚዳንት ትራምፕ ዳግም ናብ ዋይት ሃውስ ምስተመለሱ…

ንወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝቐረበ ፍርያት ዕጣን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። መካየዲ ስራሕ ኮሙኒኬሽንን ማሕበራዊ ሓላፍነት ኣመራርሓ ስራሕን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ጋሻው ኣይችሉህም፤ 2 ሺሕን…

መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝምልከት ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣባላት…

ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ…

ክሪስታል ፓላስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሪስታል ፓላስ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ንቨርፑል ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና። ልዒል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ክሪስታል ፓላስ ንሊቨርፑል ብመፍለዪ ቅላዕ ብምስዓር ኢያ ፅዋዕ…