ስፓርት ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ … Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶም ከቕርቡ ይግባእ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓሳብ ናይ ምዝርራብ ባህሊ ንኽጉልብት ፖለቲከኛታት ልምዶም ሰኒዶምም ብመፅሓፍ ኣሰናዲኦምን ንዝቕፅል ወለዶ ከቐምጡ ይግባእ ኢሎም ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)። "ኢትዮጵያዊ ዴሞክራሲ ፍለጋ" ብዝብል ርእሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዲጂታል መለለዪ መንነት ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ቁልፊ ግደ ኣለዎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ዲጂታል መለለዪ መንነት ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ንምዕባይ ቁልፊ ግደ ኣለዎ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት፡፡ "ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ" ብዝብል ሓሳብ ኣብ መድረኽ ትሩፋት ለውጢ ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ታንዛኒያ ወደብ ኣልቦ ሃገራት ተረባሕነት ወደብ ንምዕባይ ቆራፅ ኢየ ኢላ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምብራቕ ኣፍሪካዊት ሃገር ታንዛኒያ ወደብ ኣልቦ ሃገራት ተረባሕቲ ወደብ ዳሬ ሰላም ንምግባር ቆራፅ ኢየ ኢላ፡፡ ታንዛኒያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ቢ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ሕቡራት መንግስታት÷ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ኣካላ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን እንድሕር ዘይኮይነን ኩለመዳይ ለውጢ ኣይመፅእን – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ኣካላ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን እንድሕር ዘይኮይነን ኩለመዳይ ለውጢ ኣይመፅእን ኢሎም ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ ኣደም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ “ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልምዓት ወሰን ሩባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ገብሪ ኣፍልጦ ተዋሂቡ፡፡ እቲ ኣፍልጦ ኣብ ልምዓት ኮሪደር 4 ኪሎ እንጦጦ፣ ማእኸል እፅዋት ጉለሌን ስራሕቲ ልምዓት ወሰን ሩባ እንጦጦ - ወዳጅነት ኣደባባይ -…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ተግባር ገበን ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ናይ ዝተዋፈሩ 138 ተጠርጠርቲ ሒሳብ ባንኪ ተኣጊዱ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ተግባር ገበን ዘይሕጋዊ ሸርፊ ወፃኢ ናይ ዝተዋፈሩ 138 ተጠርጠርቲ ሒሳብ ባንኪ ተኣጊዱ ኢሉ ኣገልግሎት ድሕንነተት ፋይናንስ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ሕጋዊን ስሩዕን ስርዓት ባንኪ ንጎኒ ብምባል ኣብ ዘይሕጋዊን ተመዓዳዳዊን ዕዳጋ ሸርፊ ወፃኢ ዝተዋፈሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ምችውቲ ሃገር ንምህናፅ ልዑል ተበግሶ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ምችውቲ ሃገር ንምህናፅ ልዑል ተበግሶ ስለዝኾነ ተሳትፎና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ተነሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ። ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ መነ ኣብቹ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ንዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘፋልጥን ሰብ ሃፍቲ ንምስሓብን ዝሕግዝ ኤክስፖ ክካየድ ኢዩ። ላዕለዋይ ኣማኻሪ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣቢዮት ባዩ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ፥ “ፊውቸር ቴክ ኣዲስ…