ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርክ ኣደም መሓመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ምስ ዝተዋፈሩ ተወከልቲን ሰብ ሃፍቲን ኩባንያታት ቱርክ ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ክስርሑ እዮም- ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቀፃሊ ግዘታት ህዝቢ ትግራይ ናብ ልምዓትን ድልየት ለውጥን ዘዕውቱ ተግባራት ከምዝካየዱ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ምክያድ ጀሚረን mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ፎረም ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ኣብ ብራዚል ከተማ ሳኦፖሎ ምክያድ ከምዝጀመራ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚልን ዳሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ኣንቶኒዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሰብሞያታት ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ምሃብ ኣይኽእልን ተባሂሉ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ÷ ንጋዜጠኛታት ወይ ድማ ንሰብ ሞያታት ሚዲያ ናይ ምምዝጋብ ይኹን ሞያዊ ብቕዓት መረጋገፂ ናይ ምሃብ ተግባር ይኹን ሓለፍነት ከምዘይብሉ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ በዓል መዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ተዋሂቡ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፅሓፈ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ንፓኪስታን ብሄራዊ ቤተ-መፃሓፍቲ ኣበርኪቶም፡፡ መሪሕነት ቀዳማይ ሚኒስትር ብፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ንምዕዋት ይስራሕ ኣሎ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ከይዲ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ዝተትሓዘሉ እዋን ንምዕዋት እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣብ ብሄራዊ ዘተ ኮሚቴ ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ዝኾኑ ሚኒስትር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳር ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ክብሪን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ክተፋልጥ እያ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ባህሊ ክብሪታትን ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን ”ባህሊ ድልድል ኢትዮጵያ ንምትእስሳር ህዝቢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ብሪክስ ከተፋልጥ ምዃና ተገሊፁ፡፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለው ዓበይቲ ባህላዊ ክብርታት፣ ኪነ-ጥበባዊ ፀጋታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ፕሮጀክት ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ እዩ – ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) ቻይና እናካየደቶ ዘላ “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ትልሚ ልምዓት ኢትዮጵያ ዝድግፍ ምዃኑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ተፈራ ናይ ቻይና “ቤልት ኤንድ ሮድ” ኢኒሼቲቭ ቐንዲ ኣካል ዝኾነ ብኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቐንዲ ተግባሮም ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ኣብ ፀለቶም ይኹን ኣብ ዘረበኦም ብዛዕባ ሰላም ምስባኽ ቀንዲ ተግባሮም ክኸውን ከምዝግባእ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ኣገንዚቡ፡፡ እቲ ጉባኤ ዘሰናድኦ ኮንፈረንስ ሰላም÷”ሃይማኖት ንሰላም፣…
ስፓርት ኣዳማ ከተማን ወላይታ ድቻን ማዕረ ተፈላልየን mizan mekonen Apr 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ፀወታ ኢትዮጵያ መላይታ ድቻን ኣዳማ ከተማን ብዘይምንም ሽቶ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ወላይታ ድቻ በቲ ሊግ ድሕሪ ኣርባዕተ ተከታታሊ ዓወት ማዕረ እንትፈላለያ÷ ኣዳማ ከተማ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕ ፀወታታት…