Fana: At a Speed of Life!

ሹዋሊድ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝጎልሀሉ በዓል እዩ- ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሹዋሊድ ሓድነትን ህብረ ብሄራዊነትን ዝጎልሀሉ በዓል እዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም፡፡ መበል 1446 በዓል ሹዋሊድ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካብ ጎረባብቲ ክልላትን ዝተውፃእፅኡ…

ፍጥነት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካብ ዝነበሮ ብምውሳኹ ማሕበረሰብ ጥንቃቐ ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ግልጋሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ፍጥነት ባቡር ብሰዓት ካብ ዝነበሮ 37 ኪሎ ሜትር ናብ 60 ኪሎ ሜትር ምውሳኹ ኣፍሊጡ፡፡ አክሲዮን ማሕበር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፅዎ÷ ግልጋሎት ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ኣብ ቀረባ…

ኣብ ጂቡቲ ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘገልግል ህንፀት ቤት ትምህርቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጂቡቲ ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘገልግል ቕድመ ስሩዕን መዋእለ ህፃናትን ህንፀት ቤት ትምህርቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ህንፀት አምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ኣመራርሓ ዩኒቨርስቲ ድሬዳዋን ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ብምዃን…

ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘለቒ ፍታሕ ኣየምፅእን – ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፀገማት ብሓይሊ ንምፍታሕ ምፍታን ዘላቒ ፍታሕ ኣየምፅእን ክብሉ ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘካይዶም ምዕራፍ ምትእክኻብ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ…

ብኽነት ሃፍቲ ብምንካይ ንዜጋታት ዝግብኦም ግልጋሎት ዳይነት ምሃብ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብኽነት ሃፍቲ ብምንካይን ምትሕብባር ብምጥንኻርን ንዜጋታት ዝግብኦም ግልጋሎት ዳይነት ምሃብ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምሕረት ገሊፆም፡፡ መድረኽ ሃገር ለኸ ተርጎምቲ ሕጊ ÷ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል…

በዓል ሹዋሊድ ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናድአ ኤግዚብሽን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሹዋሊድ ምኽንያት ብምግባር ዝተሰናድአ ኤግዚብሽንን ፌስቲቫልን ኣብ ክልል ሃረሪ ተኸፊቱ፡፡ እቲ ኤግዚብሽንን ፌስቲቫልን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ሱልጣን ዓብዱሰላምን ኸፊቶምዎ። ኣብቲ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ምትእክኻብ ኣጀንዳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህር ዳር ሰነ-ስርዓት መኽፋቲ ምዕራፍ ምትእክኻብ እንተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ን ካልኦት ኮሚሽነራት፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ተወከልቲ ማሕበረሰብን ኣብ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ምዕራፍ ምትእክኻብ ሎሚ ክጀምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ምዕራፍ ምትእክኻብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ከምዝካየድ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣፍሊጡ፡፡ ብሓፈሻ 4ሺሕ 500 ተወከልቲ ማሕበረተሰብ ኣብ ፈለምቲ ኣርባዕተ መዓልቲታት ከምዝዝትዮ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ቐፃሊ ድማ ተወከልቲ…

ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ይፈልይ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶም ብዝሃ ዓውደታት ሪፎርም ፅህያይ ካብ ስርናይ ንምፍላይ ብዘገርም መገዲ ዓወት ኣብ ምፍፃም ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡…

መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ይሳለጥ አሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዩ ግድብ ህዳሰ እምነ ኩርናዕ ዝተነበረሉ መበል 14 ዓመት ኣመልኺቱ መድረኽ መኣዲ ኪነ-ጥበብ ኣብርሆት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ "ኢትዮጵያ ትኽእል እያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተሳለጠ ዝርከብ እቲ መድረኽ ዘሰናድኦ ቢሮ ባህሊ…