ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 379 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 555 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 113 ሺሕን 295…
ሩሲያ ክታበት ፀረ ቫይረስኮሮና ምሃብ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ሩሲያ ብለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብልዑል ብርኪ ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ዜጋታት ክታበት ፀረ ቫይረስኮሮና ምሃብ ጀሚራ።
እቲ ክታበት፥ ነዚ ተባሂሎም ኣብ ዝተኸፈቱ ሓደሽቲ ክሊኒካት እናተውሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ስፑትኒክ ቪ ዝተብሃለ እዚ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 512 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 673 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 512 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 112 ሺሕን 91…
ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዝዑ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምና ደገፍ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝውዝዑ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ሕክምናን ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ናውቲታትን ደገፍ ገይራ።
ብትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዝከፋፈል ሓደ ካርጎ ሙሉእ ደገፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኣሎ።
እቲ ደገፍ ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 595 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 522 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 595 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 111 ሺሕን 579…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 480 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 968 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 480 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 110 ሺሕን…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 540 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 817 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 540 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 110 ሺሕን…
ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትተሓዙ 1 ሺሕን 65 ሰባት ድማ ካብቲ ቫይረስ ድሒኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 466 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 604 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብሓፈሻ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ በዝሒ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም ሰባት 109…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 769 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 271 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 769 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 560 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 789 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 560 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 107 ሺሕን…