ኣብ ትግራይ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 702 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ካብዚኣቶም ድማ 48 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 9 ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ 6 ሺሕን 813 ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 713 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…
ኣብ ትግራይ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 619 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 51 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ኣቶም 25 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 2 ሰባት ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 115 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 889 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 69 ሺሕን…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 23 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 68 ሺሕን 820…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 612 ሰባት እንትርከቦም 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 322 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 616 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ኢትዮጵያ ሕክምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ብድጋፍ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት፣ መንግስቲ ኣሜሪካን ኢንግሊዝን፣ ሲ.ዲ.ኦ ዝተብሃለ ልምዓታዊ ትካል ብሓባር ብምዃን ሕከምና ቫይረስኮሮና ንምሃብ ዘገልግሉ 380 መሳርሒታት መተንፈሲ ንኢትዮጵያ ብድጋፍ ሂቦም።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 221 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 602 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 689 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 605 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 689 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 66 ሺሕን…
ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 30 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 30 ሚሊየንን 62 ሺሕን 255 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።
ክሳብ ሐዚ ብዘሎ መረዳእታ 945 ሺሕን 542 ሰባት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም እንትስእኑ፥ 21 ሚሊየንን 819 ሺሕን 114 ድማ ካብቲ…