ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 738 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 7፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 355 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 738 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 66 ሺሕን 224…
ኣብ ትግራይ 49 ወገናት ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 398 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 49 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ኣቶም 15 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 25 ድማ ምስ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዝነበሮም…
ኣብ ህንዲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 5 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንዲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙዋ ሰባት ቁፅሮም 5 ሚሊየን 20 ሺሕን 359 ከምዝበፅሐ ኣፍሊጣ።
እቲ ኣብ ህንዲ ዝተመዝገበ ቁፅሪ፥ ብብርኪ ዓለም በቲ ቫይረስ ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት ኣብ መበል ካልአይ ደረጃ ዝሰርዓ ኢዩ።
ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 10 ሺሕን 24 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 700 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 65 ሺሕን 486…
ኣብ ኣፍሪካ ምርመራ ላብራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም ሰባት ውሽጢ 10 ሚኢታዊ ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጠናኺሩ ንኽቕፅል ብዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 12 ሚሊየን ሰባት ምርመራ ተገይሩሎም።
ብመሰረት እዚ ክሳብ ሕዚ ምርመራ ላብራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም ሰባት ውሽጢ10 ሚኢታዊ ዝኾኑ ቫይረስ ኮሮና…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት እንትርከቡ 9 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 256 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 485 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 786…
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 1 ሺሕ ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 162 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 413 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 64 ሺሕን 301…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 12 ሺሕን 164 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 789 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…
ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዝተተኸለ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስኮሮና ዕላዊ ስርሑ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብልዕሊ ብር 6 ሚልየን ወፃኢ ዝተገበረሉ ብሓልዮት ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ኣግኣዚ ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካን ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተበርከተ መሳርሒ መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ማእኸል ላቦራቶሪ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ተመሪቑ ዕላዊ ስርሑ…