Fana: At a Speed of Life!

ዓለም ኣብ ቀፃሊ ክውላዕ ንዝኽእል ለበዳ ሕማም ብዘሐሸ መልክዑ ክትዳሎ ኣለዋ – ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ኣብ ቀፃሊ ክውላዕ ንዝኽእል ለበዳ ሕማም ብዘሐሸ መልክዑ ንባዕላ ክተዳሉ ከምዝግባእ ዋና ዳይሩክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣተሓሳሲቦም። ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ትማሊ ኣብ ዝሃቡዎ መዓልታዊ መግለፂ፥ ሃገራት ኣብ ጥዕና…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 15 ሰባት ድማ ህይወቶመ ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 449 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 976 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶመ ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 918 ቀፂሑ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 25 ሺሕን 218 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 206 ሰባት…

ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 90 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ከክሳብ ሕዚ ብብርኪ ዓለም ኣብ ሓንቲ ሃገር ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝተመዝገበ ልኡል ቁፅሪ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ። ሚኒስቴር…

ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ምፍራይ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምፍራይ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ከከምዝገለፁዎ፥ ዓቕሚ ምርማር ቫይረስ ኮሮና ክብ ንምባል ዝተፈላለዩ…

ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 303 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 712 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 303 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 56…

ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ክትረክብ ኢያ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ሓላፊ ከባቢያዊ ፕሮግራም ኣፍሪካ እቲ ትካል ሪቻርድ ሚሂይጎ ከምዝገለፁዎ፥ ብቐዳምነት ሰብ ሞያታት ሕክምናን ተቓላዕቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 804 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ ኢትዮጵያ ውፅኢት ምርመራ ኮቪድ 19 ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል ንምፍላጥ ዘኽአል ኣሰራርሓ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ንተመርመርቲ ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል 8335 ንምፍላጥ ዘኽእል ኣሰራርሓ ምጅማሩ ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንፅር ምዕባይ ስርዓት መረዳእታ ላቦራቶሪ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ዝሓበረ…

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ.ኤስ.ኤይድ) መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። ዩ.ኤስ.ኤይድ ኢትዮጵያ ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝፀሓፎ፥  ቫይረስ ኮሮና ዝርከቦም ቁፅሪ ሰባት ይውስኽ ኣብ ዘለሉ እዋን ምስ…