ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 724 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 533 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ልዕሉ 1 ሚሊየንን 200 ሺሕን ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 1 ሚሊየን 200 ሺሕን 918 ከምዝበፅሐ ማእኸል ምቁፅፃርን ምክልኻን ሕማማት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፀብፀብ፥ 28 ሺሕን 276 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ካብ 700 ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ 17 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ፤ ብሓፈሻ ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 709 በፂሑ።
ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 18 ሺሕን 851 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 472 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም ይውስኽ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ።
ሜዲካል ዳይሬክተር ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ሚሊኒየም ዶክተር ውለታው ጫኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ማእኸል ልዑል…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 153 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 638 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
16 ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…
ኣብ ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 3 ሺሕ ከምዝዛየደ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብ ትግራይ ክሳብ ትማሊ 15 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ 40 ሺሕን 595 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ 3 ሺሕን…
ንሕማም ቫይረስ ኮሮና እንተተቓሊዕና ከጋጥሙና ዝኽእሉ ልቢ ዘይበልናዮም ፀገማት ጥዕና
ንቫይረስ ኮሮና እንተድኣ ተቃሊዒና ኣብ ሂወትና ኣጋጢምና ዘይፈልጥ ነዳድ ይሰደልና።
ከምቲ ልሙድ ሰዓል ከይመስለና እዝይ ፍልይ ዝበለ እዩ፣ ኣብ ኣፍንጫና ስፖንጅ ዝተወተፈና ብዝመስል መልክዑ ምስትንፋስ ኣይንኽእልን፤
ኣየር ክንመልእ ብሓይሊ ንዉሽጢ ንስሕብ ንሙክር እሞ ምትንፋስ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 368 ሰባት እንትርከቡ 25 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 776 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 368 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 829 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…