Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 778 ሰባት እንትርከቡ 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 456 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 778 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 35…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 133 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)ኣብ ተግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 1 ሺሐን 553 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝገበሩ እንትኾኑ 133 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ።   ብሓፈሻ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 38 ሺሕን 185…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 336 ሰባት እንትርከቡ 28 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 326 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 336 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 34…

ኣብ ኢትዮጵያ 1 ሺሕን 386 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ 28 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 101 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 386 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ…

ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ከይዲ ቀዳማይ ምርመራ መዝገብ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ብዝምልከት ዝሃቦ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሸሞንተ ተጠርጠርቲ መሰኻኽር ቀዳማይ ምርመራ ንምድማፅ ዝተትሓዘ ቆፀሮ ኣይተ ጃዋር መሓመድ አሒሙኒ ኢዩ ብምባሎም ኣይተኻየደን። ስለዝኾነ ቤት ፍርዲ  እቲ ከይዲ ምስማዕ መሰኻኽር ንምክያድ ንሳልሳይ ግዘ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 460 ሰባት እንትርከቡ 16 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 460 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…

ኣብ ትግራ ተወሰኽቲ 192 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 1 ሺሕን 253 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም 192 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል መሐከሚ ኣክሱም ኣብ ክትትል ሕክምና ዝነበራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 982 ሰባት እንትርከቡ 19 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 769 ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 982 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 29 ሺሕን…

ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕን ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ናሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕ ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ገይሩ። ረብሓ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዘፋልጥ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላ ተገይሩ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 1 ሺሕን 652 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 22 ሺሕን 252 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 652 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ትማሊ ቁፅሪ ኣብ ኢትዮጵያ…