ኣብ ትግራይ ትማሊ ን987 ሰባት ብዝተገበረ ላብራቶሪ 131 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ ን987 ሰባት ብዝተገበረ ላብራቶሪ 131 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ሓደ ኣብ ማእኸል መሐከሚ መቐለ ኣብ ክትትል ከቢድ ፅኑዕ ሕክምና ዝነበሩ ወዲ 70 ዓመት ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 17 ሺሕን 323 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 38 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተፀምቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኢትዮጵያ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተጀመረ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምፅምባራ ኣፍሊጠን።
ናብቲ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ምፀምባራ እውን ገሊፀን።
ኣብቲ ወፍሪ ምፍላጥ መሸፈኒ…
ኣብ 7 ሃገራት ኣፍሪካ ምርመራ ዓቕሚ ምክልኻል ሰውነት ቫይረስ ኮሮና ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሸውዓተ ሃገራት ኣፍሪካ ምርመራ ዓቕሚ ምክልኻል ሰውነት ቫይረስ ኮሮና ክጅመር ምዃኑ ተገሊፁ።
እቲ ምርመራ ዓቕሚ ምክልኻል ሰውነት፥ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማማት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።
ቫይረስ ኮሮና ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ን14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 86 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
ካብዚ ብተወሳኺ 16 ሰባት ህይወቶም ዝሰኣኑ እንትኾኑ፥ ብሓፈሻ ብምኽንያት…
ኣብ ትግራይ 552 ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝገበሩ ወገናት 109 ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2012ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 552 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ተገይሩሎም 109 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ሓቢሩ።
እቲ ቢሮ ኣብ ድህረ ገፁ ከምዝገለፆ፣ ካብቶም እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…
ኣብ ትግራይ ትማሊ 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ትማሊ 586 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 66 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ካብዚኦም 10 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ ማለት ምስ ዝተፈልጠ ቫይረስ ኮሮና ዘለዎ ሰብ ርክብ ዘይነበሮም፣ 4 ሰብ ሞያ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 943 ሰባት እንትርከቡ 23 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 14 ሺሕን 540 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 943 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…
ኣብ 24 ሰዓታት ተወሰኽቲ 584 ሰባት ቫይረስ ኮሮና እንትርከቦም 20 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 06 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 881 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 584 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 49 ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ውሽጢ 818 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ገይሮም 36 ተባዕትዮ 13 ኣንስትዮ ብድምር ኣርባዓን ትሸዓተን (49) ወገናት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቶም ክልተ ወገናት ካብ…