Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 773 ሰባት እንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 11 ሺሕን 39 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 773 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ 5 ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 20121(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ኩፅሮም ካብ ሓሙሽተ ሚሊየን ምሕላፉ ተገሊፁ። ብብርኪ ዓለም በቫይረስ ኮሮና ብልዑል ኩነታት እናተሃሰየት ትርከብ ኣሜሪካ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ 162 ሺሕን 455 ዝኾኑ ዜጋታታ ስኢና ኢያ። ከም…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 35 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 565 ሰባት እንትርከቡ 17 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 19 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 367 ሰባት ብዘተገበረ ምርመራ ላባራቶሪ 19 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብቶም ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት እቶም ኣርባዕተ ወገናት ምስ…

ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሞም ብሞየኦም ኣብ ምግልጋል እናሃለዉ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዶ/ር ፍሰሃየ ኣለምሰገድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 ( ኤፍ.ቢ.ሲ) ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዓሊሞም ብሞየኦም ኣብ ምግልጋል እናሃለዉ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዶ/ር ፍሰሃየ ኣለምሰገድ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ። ዶ/ር ፍስሃየ ኣለምሰገድ ተስፋሚካኤል ካብ ኣብኦም ኣይተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 552 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 203 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 552 ሰባት እንትርከቡ 15 ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 68 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትልከፉ 356 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ኬኒያ ኣባላት ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬኒያ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸበቦም መራኀብቲ ሓፋሽ ኬኒያ ፀብፂበን። ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ሓደ ኣባል እቲ ስድራቤት ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ገይሩ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ስድራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 20 ሺሕን 336 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓላፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ከምዝተረኸቡ…