Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 588 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 201 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 588 ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ከምዝሓለፈ…

ኮቪድ -19 ንምክልካል ዓሊሙ ኣብ ዝሳለጥ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምርመራን ምክልኻልን ተሳትፎ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ምርመራን ምክልኻልን ዝህሉ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሕብረተሰብ ሐዚ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 583 ሰባት እንትርከቡ 26 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 907 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 583 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ይኽእል ኢዩ – ውድብ ጥዕና ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝኸውን ፍቱን መድሓኒት ዘይክህሉ ከምዝኽእል ውድብ ጥዕና ዓለም ኣተሓሳሲቡ። ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ መርብ ሓበሬታ ቪዲዮ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ነቲ ቫይረስ ዝከላኸል…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ካብ ፍርቂ ሚሊየን ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር 511 ሺሕን 485 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትልከፉ፥ 8 ሺሕን 366 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ…

ኣብ ኢትዮጵያ 28 ሰባት ብቫይረስኮሮና ህይወቶም እንትስእኑ 707 ሰባት ድማ በቲ ቫይረስ ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 28 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን ከምዝፀሓፈኦ፥ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 607…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 915 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 957 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 915 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 805 ሰባት እንትርከቡ 10 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 786 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 805 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን413 ሺሕን 397 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 610 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 760 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 610 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን403 ሺሕን 611 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ሲዲሲ ኣፍሪካ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ቀረባ እዋን ሕፅረት ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ከጋጥም ከምዝኽእል ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ ኣፍሪካ) ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ሃገራት ኣፍሪካ ከጋጥመን ዝኽእል ሕፅረት መከላኸሊ…