Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክትባት ፀረ-ቫይረስ ኮሮና ዓቕሚ ምክልኻል ሰባት ከመሓይሽ ምኽኣሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዩኒቨርስቲ ኦክስፎርድ ዝተዳለወ ክትባት ፀረ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ልዕሊ ሰባት ተፈቲኑ ፅቡቕ ውፅኢት ምምፅኡ ተገሊፁ። በቲ ዩኒቨርሲቲ ዝተሰናድአ እቲ ክትባት ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ሰባትን ከምዘመሓይሽ ምርግጋፁ ቢቢሲ ፀብፂቡ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ካብ 10 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 334 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 704 ሰባት…

ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 14 ሚሊየን ምዝያዱ ተገሊፁ። ኣብ መላእ ዓለም ብሰንኪ 'ቲ ቫይረስ ልዕሊ 600 ሺሕ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ እውን ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሰባት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 344 ሰባት እንንትርከቡ 13 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 407 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 344 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ንምትእኽኻብ ዝሓተቶ መጠን ገንዘብ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝሓተቶ መመጠን ዝለዓለ ቁፅሪ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…

ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 2 ሚሊየን 14 ሺሕን 738 ከምዝበፅሕ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወት 76 ሺሕን 822 ሰባት ከምዝሓለፈ እውን ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድ ኦሜትር የረድእ። ኣብ መላእ…

ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምልባዕ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ መርማሪ ቦርድ ህፁፅ ጊዜ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ቦርድ ኣይተ ጴጥሮስ ወልደሰንበት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበልዎ፥ መናእሰይ ኣብ መሀደሲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 212 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 181 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 212 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ቁፅሮም 6 ሺሕን 217 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 142 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 54 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…

ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 504 ሺሕን 490 በፂሑ። ንፈለማ እዋን ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተርኣየ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…