Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 414 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ፥ ካብ 20 ክሳብ 72 ክሊ ዕድመ…

ኣብ ኣሜሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 20 ሚሊየን ሓሊፉ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 20 ሚሊየን ሓሊፉ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊፁ። ሰብ መዚ ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት እታ ሃገር ከምዝገለፁዎ እንተኾይኑ፥ ኣብ ኣሜሪካ ብውሑዱ 20 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ክኾኑ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 141 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 675 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 141 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 2 ወርሒ ክሳብ 87…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 186 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…

ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ኣይተረኸበሎምን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 114 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ ኮይኑ ኩሎም ቫይረስ ኮሮና ከምዘይተረኸቦም ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ከምዝበሎ ክሳብ ሕዚ ኣብ ትግራይ 7,676‬ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 775 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 185 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ዕድሚኦም ካብ 3 ወርሒ ክሳብ 80…

ኣብ ማእኸል መሐከሚ መቐለ ዝነበሩ 6 ሰባት ካብ ቫይረስኮሮና ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 255 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ማእኸል መወሸቢ ሽረ ዝነበረን ጉዕዞ ታሪኽ ዝነበሮን ሓደ ወዲ 43 ዕድመ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ማእኸል መሐከሚ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 131 ሰባት እንትርከቡ 84 ሰባት ድማ ካፍቲ ሕማም ድሒኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 238 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 131 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር…

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ኮቪድ-19 ተተሓሒዙ ኣንቲቦዲ ወይ ድማ እቲ ሕማም ናይ ምክልኻል ሰውንትና ዘፍርዮም ተኸላኸልቲ ሕማማት ዓቕሚ ንምፍላጥ መፅናዕቲ ዳህሳስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ-19 ዝተጀመረ እንትኸውን ኣብዚ ሕዚ እዋ ድማ ኣብ ኩለን ክልላት ኣብ ዝርከባ ላቦራቶሪታት ክሳብ ትማሊ 14 ሰነ 2012 ዓ.ም ን216 ሺሕን 328 ሰባት ምርመራ ከምዝተገበረ…