ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕ 139 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ተወሰኽቲ 2 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ተረጋጊፁ።
ድድመ እቶም ብቫይረስ ኮሮና ምልካፎም ዝተረጋገፁ ደቂ ተባዕቲዮ ካብ 17 ክሳብ 37 ኢዩ።
እቶም…
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትሕቲ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘለዉ ዝተወሰኑ መምርሒታት ምምሕያሽ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣብ ትሕቲ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘለዉ ዝተወሰኑ መምርሒታት ምምሕያሽ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ኣብ ኣፈፃፅማ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 116 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 809 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 116 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሸውዓተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…
ኢትዮጵያ “ዴክሳሜታዞን” ኣብ ረብሓ ምውዓል ብዝምልከት ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ዴክሳሜታዞን” ዝተብሃለ መድሓኒት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ብፅኑዕ ንዝሓመሙ ሰባት ካብቲ ሕማም ንኽገላገሉ ዝሕግዝ ኢዩ ምባሉ ስዒቡ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ተመራመርቲ ብሪታኒያ ቅድሚ ውሱናት መዓልታት…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 853 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
በቲ ቫይረስ…
ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ ኣብ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 274 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ክልተ ሳባት ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ።
መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ኣብ ቀዳማይ ዙር ውፅኢት ብኮቪድ-19 ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ህይወቶም ንምትራፍ ከምዝኸኣለ እቲ ትካል…
ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ንፈለማ እዋን ካፕቴናት ባቡር ኣመሪቑ።
ቁፅሪ እቶም ተመረቕቲ 34 እንትኸውን፥ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ቻይና ስልጠነኦም ክከታተሉ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ።
ሚኒስትር መጓዓዚያ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዘመሓላለፍኦ…
ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትተሓዙ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 118 ሰባት ካብቲ ሕማም ከምዝሓሾም ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 102 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 109 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ።
በቲ ቫይረስ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 3 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ስዓታት 393 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ሰለስተ ደቂ ተባዕትዮ ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸበን ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ዕድሚኦም ካብ 27 ክሳብ 45 ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።
ብኻሊእ መዳይ ኣብ…