Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ብዝምልከት ንሕብረተሰብ ናይ ምንቃሕ ስራሕቲ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ብዝምልከት ንሕብረተሰብ ናይ ምንቃሕ ስራሕቲ ኣሳሊጦም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተዘዋወሩሎም ከባቢታት ምንቅስቓስ…

ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 2 ሚልየን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መረዳእታ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንስ ከምዘመልክቶ ኣብ ኣሜሪካ ብኮሮናቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ልዕሊ ክልተ ሚልዮን ኮይኑ’ሎ። እዚ ቁፅሪ ከኣ ኣብ ዓለም ኣብ ቅድሚት ዘስርዓ እንትኸውን፥ ነታ ኣብ ኻልኣይ ብርኪ ዘላ ብራዚል ብሰለስተ ዕፅፊ ትበልፃ።…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 6 ሽሕን 187 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 170 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…

ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ብልዑል ብርኪ እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ናብ 10 ሺሕ ዝፅግዑ ሓደሽቲ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሰብ መዚ ህንዲ ኣፍሊጦም። ሚኒስቴር ጥዕና ህንዲ ኣብ ዝሓለፉ 24…

ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት እንትርከቡ 5 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 599 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 190 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓሙሽተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት እንትርከቡ 1 ኣዶ ድማ ህይወተን ስኢነን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 500 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓንቲ ጓል 80 ዓመት ኣዶ ድማ ህይወተን ከምዝሰኣና ተገሊፁ።…

ማልት ብምኽንያት ቫይረስኮረና ዝተቛሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትክእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮረና ዝተቋሪፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትኽእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ምህላው ተገሊፁ። እታ ማሕበር ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ “ሴቭ ዘ ችልድረን” ብምትሕብባር ሪድ ዋን (READ ONE)…

ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ 19 ተነቢሩ ዝነበረ እግድ ብምልዓል ካብ 1 ሰነ 2012 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ መላእ ትግራይ ምንቅሰቓሰ ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ኣካቢ ኮማንድ ፖስትን ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል መኸተ ቫይረሰ ኮሮና ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቦም። ዶክተር ደብረፂዮን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ 1 ሰነ 2012…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 343 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሕዚ 1 ሺሕን 343 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ቫይረስ ካብ ዝተረኸቦም ሰባት ውሽጢ እቶም 138 ሰባት ካብ ኣዲስ ኣበባ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ ኢዩ። ቢሮ ጥዕና…