Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ቤተ መፃሕፍቲን ቤተ መዛግብቲን ኢትዮጵያ ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ንዝርከቡ ሰባት ዝኾኑ 6 ሽሕ መፃሕፍቲ ንሚኒስቴር ጥዕና ለጊሱ። እቶም መፃሕፍቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ዝተፅሓፉ እንትኾኑ፥ ናብ ፈሊኻ መእተዊ ዝኣትዉ ሰባት ኣብ ግዘ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 798 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ እውን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ስኢኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 141 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 150 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣነ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብዘን ክልተ መዓልታት ጥራሕ ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተታሒዞም። እዚ ድማ በዝሒ ኣብታ ሃገር ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 160 ሽሕ ክብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 120 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም…

ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ሎሚ መዓልቲ ሕሙማት ምቕባል ጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ማእኸል ዶክተር እስማኤል ሸምሰዲን፥ ማእኸል ሕክምና ቫይረስኮሮና ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ዘድሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት እንትርከቡ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሽሕን 932 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 87 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። እቶም በቲ…

ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን “ማስክታት” ከምዘድሊየን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካላት ጥዕና ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ 4 ኣዋርሕ 130 ሚሊየን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክታት) ከምዘድሊየን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ቫይረስኮሮና…

ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ንክልል ጋምቤላ  ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ማእኸል ልምዓት ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ልዕሊ 600 ሺሕ ዝግመቱ ናውቲታት ሕክምና ብመልክዕ ደገፍ ንክልል ጋምቤላ ኣበርኪቱ። እቶም ናውቲታት ሕክምና፥ ማይክሮስኮፕ፣ ስሊንደራት ኦክሰጂን፣ ዓራታትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 95 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ’ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 94…