ኣብ ደሴ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ተጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ግልጋሎት ምሃብ ዝጀመረ እቲ መመርመሪ መሳርሒ፥ ኣብ መዓልቲ ብማእኸላይ 300 ሰባት ክምርምር ከምዝኽእል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ጨንፈር ደሴ ኣፍሊጡ።
ዋና…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ተወሳኺ ሓደ ሰብ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ሓደ ተወሳኺ ሰብ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ናብ 117 ክብ ክብል ከምዝኸኣለ ግዜኢ…
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ኣይተረኸበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 965 ሰባት ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ ከምዘይተረኸበ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ በቲ ዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሰብ…
ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ሰባት ተወሺቦም
ኣዲስ ኣበባ 14 ሚያዝያ 2012 ዓም (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ካልኦት ከባቢታት ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተው ልዕሊ ክልተ ሽሕ ሰባት ናብ ዝተዳለው ፈሊኻ መፅንሒ (መወሸቢ) ክኣትው ከምዝተገበረ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ትግራይ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ካብ ካልኦት ከባቢታት…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1073 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ እተን ሚኒስትር፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…
ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ጂቡቲ ብከባቢታት ዶብ ኣቢሎም ብዘይስሩዕ መገዲ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትዉ ዜጋታት ንምቁፅፃር እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
እቶም ብዘይስሩዕ መገዲ ዘኣትዉ ዜጋታት፥ ግቡእ ዝኾነ ቅድመ ምርመራ እንተይተገበረሎምን ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን)…
ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ስራሕ ጀሚሮም-ዶ/ር ሊያ ታደሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን 12 ተወሰኽቲ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስኮሮና ግልጋሎት ምሃብ ምጅማሮም ሚኒስተር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ብድምር ቁፅሪ ማእኸላት ምርመራ ላቦራቶሪታት ቫይረስኮሮና 20 ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ሓሙሽተ…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 111 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረሎም 396 ሰባት እቶም ሰለስተ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
እቶም በቲቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ጃክ ማ ንሳልሳይ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክልእኹ ኢዮም
አዲስ አበባ ፣ ሚያዚያ 11 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ፋውንዴሽን ኣሊባባ ጃክ ማ ንሳልሳይ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክልእኹ ኢዮም።
ጃክ ማ ብዝሓት ኣቑሑት ሕክምና ንሳልሳይ ግዘ ናብተን ሃገራት ከምዝልእኹ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…
ጋና ኣንቢራቶ ዝነበረት ገደብ ምንቅስቓስ ብኽፋል ኣልዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኮፋዶ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ብዝብል ኣብታ ሃገር ተነቢሩ ዝነበረ ገደብ ምንቅስቓስ ብኽፋል ምልዓሎም ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ኣኮፋዶ እቲ ውሳነ ከመሓላለፉ ዝኸኣሉ፥ ኣብ ጋና ማእኸላት መመርመሪ ብምስፍሕፍሑን ፈሊኻ መፅንሒ…