ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስፔንን ማዕቀፍ ስምምዕነት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር 5 ዓመት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስፔንን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ዝመርሓሉ ማዕቀፍ ስምምዕነት 5 ዓመት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስፔን ሆሴ ማንኤል ኣልባሬስ ቤኖን ፈሪሞምዎ፡፡ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ሶሎሞን ኳይኖር ተዛቲየን። መናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ግቡእ ሓገዝ ፋይናንስ ንኽረኽቡ ኣብ ምግባር ራኢ ሃገር ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል ቀዳማይ ተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮንን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ሰምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰምምዕነት ተፈራሪመን እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስስትርን ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ርክባትን ናሚቢያ ኔቱምቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ማይን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ሚቲዎሮሎጂ ዓለም ፕሮፌሰር ፒተር ታላስ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ለውጢ ንብረት ኣየርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታትን ምልዓሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ተፈቲሑ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ከምዝተፈትሐ ብዘተ ተገሊፁ። ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ዘጋጠመ ፈተና ንምፍታሕ ኣቦታት ሃይማኖት ክልቲኦም ወገናት፣ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን ዓበይቲ ዓዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ወፍሪ ወሲዱ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ንምትግባር ፃዕሪታት ክቕፅሉ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ተረባሕነት ኣፍሪካውያን ዘረጋግፅ ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ንምትግባር ፃዕሪታት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ኣምባሳደር ኣልበርት ሙቻንጋ ገሊፆም። ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ልምዓት ኢኮኖሚ፣ ንግዲን ኢንዱስትሪን መዓድንን ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ርዕደ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 9 መዓልቲታት ብህይወት ዝተረፉ ጓል 77 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ተረኺበን Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ርዕደ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 9 መዓልቲታት ብህይወት ዝተረፉ ጓል 77 ዓመት በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ሰበይቲ ከምዝተረኸባ ተገሊፁ። እተን ውልቀ ሰብ÷ ኣዲያማን ኣብ ዝተብሃለት ደቡብ ምብራቕ ቱርኪ ትርከብ ከባቢ ኣብ ዝፈረሰ ኣባይቲ…