ጥዕና ንጥዕናና ዝረብሕ እኹል መጠን መኣዛታት ንረክብ ምህላውና ብኸመይ ክንፈልጥ ንኽእል? Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕቴና መዓልታዊ ተመሳሳሊ መግቢ ኢና ንበልዕ። ኣብ ህይወትና ዝለመድናዮ ውሱን ዓይነታት መግቢ ስለዘለና ምርጫና ድሩት እዩ። እቲ እንዕድጎ መግቢ ዋግኡ ኣብ ዕዳጋ ብቐረባ ዝርከብ ብምዃኑ ጥራሕ ዘይኮነ ንጥዕናና ብዝህልዎ ረብሓ እውን…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 7 ነጥቢ 9 ሚሊየን ቶን ኣገልግሎት ደረቕ ፅዕነት ምሃብ ተኻኢሉ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 7 ነጥቢ 9 ሚሊየን ቶን ኣገልግሎት ደረቕ ፅዕነት ምሃቡ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሮባ መገርሳ፤ እቲ ትካል ኣብ በጀት ዓመት 2014…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበራዊ ሚዲያ ርክብ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያ ህንፀት ሃገርን ርክብ ህዝቢን ኣብ ምጥንኻር ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ታዬ ደንደኣ፥ ብስምዒትን ሓላፍነት ብዝጎደሎምን ተረባሕተ ሚዲያ ምኽኒያት ብዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ጉድኣት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ መርኣያ ንልምዓት ዘለና ቁርፀኝነት ኢዩ -ኣምባሳደር ስለሺ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ንልምዓት ዘለና ቁርፀኝነት ኢዩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ተዛሪቦም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መድረኽ ምትእኽኻብን ምስጋናን እቶት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ኡጋንዳ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዑደት ገይሮም Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኡጋንዳ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ዑደት ገይሮም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኢንጂነር ወርቁ ጋቸናን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ድማ ተሓቢሩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ዝነበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልታዊ ብኦን ላይን ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልገሎት ብኦን ላይን ድሕሪ ምጅማሩ መዓልታዊ ክሳብ 1 ሺሕን 500 ኣገልግሎት ቪዛ ይወሃብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ቆንስላ፣ ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ኦላይን ኣማራፂ ኣብ ዝቐርቡ ኣገልግሎታት ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶብ ዘለል ስግኣታት ፀፅታን ድሕንነትን ምክልኻል ዘኽእል ስልጠና ይወሃብ ኣሎ Desta Aug 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ዘለል ስግኣታት ፀፅታን ድሕንነትን ምክልኻል ዘኽእል ስልጠና ንኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስ ኢንተለጀንስ ይወሃብ ኣሎ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ስልጠና መረዳእታ ዝመርሖ ኣገልግሎት ፖሊስ ክብ ንምባል ዝጎልሀ ግደ ከምዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልና፥ በዓል ሓልዮት፣ ሓድነት፣ ፍቅርን ሰላምን ብሩህ ተስፋን ክገብረልና ይምነ- ዶክተር ኣብረሃም በላይ Desta Aug 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ኣሸንዳ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Aug 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመታ ኣምቡላንሳትን ካልኦት እታዎታትን ተገይሩ። እቲ ደገፍ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ኔዘርላንድስን ከምኡውን ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኦስትሪያን ኢዮም ኣበርኪተምዎ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምውፋር ደልየት ከምዘለዎም ገሊፆም Desta Aug 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ንምውፋር ደልየት ከምዘለዎም ገሊፆም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣይተ ነጋሽ ዋጌሾ ምስ ኣምባሳደር ኔዘርላንድስ ኣብ ኢትዮጵያ ሄንክ ጃር ባካር ተዛቲዮም። እቶም ኣምባሳደር ሰብ…