Fana: At a Speed of Life!

ኣርጀንቲና ናይ ፅዋዕ ዓለም ፃንሒታ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ምድብ ሰለስተን ኣርባዕተን ዝርከባ ሃገራት ናይ መወዳእታ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡ ኣብ ምድብ ኣርባዕተ ዝርከባ ቱኒዚያን ፈረንሳይን ከምኡ እውን ኣውስትራሊያን ዴንማርክን ምሸት 12 ሰዓት ክራኸባ…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 45 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 45 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምኡ እውን 839 ሜትሪክ ቶን መድሓኒት ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሃ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ…

ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ቻይና ንሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ሓገዝ እታወት ሕክምና ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ቻይና 8 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ንሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ሓገዝ እታወት ሕክምና ክትገብር ኢያ። ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ብምኽትል ኮሚሽን ብሄራዊ ጥዕና ሚኒስትር ዶክተር ካኦ ዡታዎ…

ኣብ ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ  ኣፈፃፅማ ፕሮግራም ምምሕያሽ ካልኣይ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ብዝምልከት ምስ ሚነስቴር ግብርናን ዕደናን ዘቲዩ። ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካልኝ ምስ ሚኒስትር ገብርና ዑመር ሁሴን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኢጋድ ንምስታፍ ናብ ካርቱም ኣምሪሖም። ኣይተ ደመቀ ካርቱም እንትበፅሑ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሱዳንን ሓለፍቲ ስራሕ ኢጋድን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ክልተ ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሹመት ክልተ ኣባላት ካቢኔ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ ደረጃ ትምህርቶምን ብቕዓት ኣመራርሐኦምን መሰረት ብምግባር ክልተ ኣባላት ካቢኔ ብልዑል ድምፂ ሽመት ሂቡ። ብምዃኑ ዶክተር ኢብራሂም መሓመድ ሓላፊ ቢሮ ንግዲን ልምዓት…

መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት “ጭቡጥን ተግባራዊን” ክኾኑ ዝኽእሉ ሓሳባት ንኸሰናድእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 17 ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት “ጭቡጥን ተግባራዊን” ክኾኑ ዝኽእሉ ሓሳባት ንኸሰናድእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓቲቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እናሰናደአቶ ኣብ ትርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ…

ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ስርዓተ መግቢ ሰበኽ ሳግም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ጅግጅጋ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀኽት ኣብ ሓሙሽተ ክልልት ኣብ ውሽጢ 6 ዓመት ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ መጀመሪ እቲ መርሃግብሪ ሚኒስትር ግብርና ዑመር ሁሴን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ…