ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሶማሊያን ጅቡቲን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ተመሊሶም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሶማሊያን ጅቡቲን ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሓለፈ ዕለተ ሓሙስ ኣብ ዝተገበረ በዓለ ሹመት ፕሬዚዳንት ሀሰን ሼክ ሞሃመድሶማሊያ ምቕንዖም ይዝከር። ትማሊ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ መበል ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ቀዳመይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 308 ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 308 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እተን ተሽከርከርቲ ን800 ሺሕ ሰብ ተረባሒ ዝገብር እኹል ሓገዝ መግቢ ፅዒነን ከምዝኣተዋ ተገሊፁ። እቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትዊተር ሒሳብ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ን3 ሺሕን 673 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ፈቲሑ Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ን3 ሺሕን 673 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ፈቲሑ። እቲ ክልል ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ፅኑዕ ሃገረ መንግስቲን ዝተረጋገዐ ማሕበራዊ ምትእስሳርን ንምፍጣር ክብሪታት ይቕሬታ ምጉልባት ኣድላዪ ኢዩ ኢሉ። እዚ ብከይዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ስሚንቶ ዘዛብዑ ዘለዉ መከፋፈልቲን ቸርቸርቲን ካብ ዕዳጋ ወፃእ ተገይሮም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዳጋ ስሚንቶ ዘዛብዑ ዘለዉ መከፋፈልቲን ቸርቸርቲን ካብ ዕዳጋ ወፃእ ከምዝተገበሩ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይተ ገብረ መስቀል ጫላ፥ ዕዳጋ ሲሚንቶ ኢኮኖሚያዊ ብዘይኮነ ሰብ ስራሕ ምኽኒያታት እናተዛብዐ ዋግኡ ካብ እዋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ዘቐመጠቶ መዐቀኒ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 ሰኔ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ተጓዓዝቲ ኣየር ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊ ምርመራ ኮቪድ-19 ኣልዒላ። እቲ ሕጊ ዝተልዓለ እታ ሃገር ንምክልኻል ኮቪድ-19 ብዝገብረቶ ፃዕሪ ቁፅሪ በቲ ቫይረስ ዝተለኽፉ ሰባት ምምሕያሽ ምርኣዩ ስዒቡ ምዃኑ ሰበስልጣን እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ተቐማጥነቶም ኣብ ብራስለስ ንዝኾኑ ኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ መብርሂ ሂቦም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተቐማጥነቶም ኣብ ብራስለስ ንዝኾኑ ኣምባሳደራት ኮሚቴ ፀፅታን ፖለቲካን ሕብረት ኣውሮፓ መብርሂ ሂቦም። እቲ መብርሂ፥ ሰብኣዊ ደገፋት፣ መንግስቲ ዘቕረቦም ኣማራፅታት ሰላም፣ ግህሰት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 25 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ትልሚ ተታሒዙ Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 10 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 25 ሚሊየን ሰባት ክታበት ኮቪድ 19 ንምኽታብ ትልሚ ተታሒዙ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ኣብ ዝተረኸብሉ ሳልሳይ ዙር ክትባት ኮቪድ 19 ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተጀሚሩ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4ሰነ ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብዘይ ኣግባብ ትርፊ ንምርካብ ዝሰርሑ ሰብ ሃፍቲ ስርዓት ንምትሓዝ ከምዝስራሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ሎሚ ኣብ ዶከም ብውልቀ በዓል ሃፍቲ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታን ቂርቆስን ዝሳለጡ ዘለዉ ናይ 60 መዓቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ዑደት ገይረን Desta Jun 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስን ልደታን እናተሳለጡ ዝርከቡ ናይ 60 መዓልቲታት ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትታት ተዘዋዊረን ዑደት ገይረን። እተን ከንቲባ ኣብተን ክፍለ ከተማታት ብፍሉይ ኩነታት ዝሳለጥ ዘለዉ ሰብ ተኮር ፕጀክትታት በቢእዋኑ…