ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 13 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ተዋሂቡ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኣብ 14 ወረዳታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ከምዝኾኑ ድማ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ሰባኣዊ ሓገዝ ካብ ዘድሊዮም ዜጋታት እቶም 80…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማንደር ቢልኢ ኣሕመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ሰዓት 10 ጀሚሩ ሩባ ሎጊያ ካብ ዓቐን ንላዕሊ መሊኡ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ተዋዲዱ ንኽሰርሕ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኣመራርሓታት ከተማ ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ብቆራፅነት፣ ተኣማንነትን ብምውዳድን ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር፥ ምስ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራል፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ከንቲባታ ከተማን ኣመራርሓታት…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 336 ነጥቢ7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ትልሙ ከምኡ፤ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብምድሃብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣…
ቢዝነስ መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተሳቲፎም። እቲ ጉባኤ፥ “ዘላቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት የሳልጥ ኣሎ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣድላይነት እቲ ምርጫ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ተዛሪበን። ስለዝኾነ እዚ ንምክያድን ካብ ዝማዕበላ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተማልአ ሎጂስቲክስ ብምቕራብ ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ ምክልኻል ሃገር ካብ ኩሎም እዚታት መስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ምስ ሰሜን ኮሪያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፑቲን Desta Aug 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ሰሜን ኮርያ ኵለመዳያውን ሃናፅን ክልተኣዊ ዝምድናታት ከተስፍሕ ምዃና ኣፍሊጦም። ንሶም ኣብ መዓልቲ ሓርነት ሰሜን ኮርያ ናብ መዘናኦም ኪም ዮንግ ኡን ኣብ ዝለኣኽዎ ደብዳበ፥ እቲ ስጕምቲ ንረብሓ ክልቲአን…